У нас вы можете посмотреть бесплатно 🔥 ምልክት ነብሰ -_ምትሓት !✍️🗣 ነብሰ -_ምትሓት እንታይ ማለት"ዩ? или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
🔥 ምልክት ነብሰ -_ምትሓት !✍️ 🗣 ነብሰ -_ምትሓት እንታይ ማለት"ዩ 🗣 ነብሰ -ምትሓት ማለት ፦ ኣነ ክንዲ በዓል ክስቶ ኣይኣክልን"የ ፣ኣይበቅዕን"የ : ኣይክእልን"የ : ኣይኮነለይን"ዩ እናበልካ ንነብስካ እትዛረባን :እተጨንቃን : ከምተማርር ዝገብር ሓሳብ"ዩ 🗣 ምልክት ነብሰ -ምትሓት ከመይ ይመስል ? ✍️ ብመጀመሪያ ፦ ናይ ነብሰ -ምትሓት እቲ ዝከፈአ ነገር ፣ነብሰ - ምትሓት ዘይብልካ ኮይኑ ከም ዝስመዐካ"ዩ ዝገብር ። እዙይ እቲ ዝከፈአ ስቃይ"ዩ ፣ ንክትቅየር ድማ ግዜ ይወስደልካ ንኣብነት ፦ ከምዘይ ትቀንእ ኮይኑ ይስመዐካ ፣ ከምዘይ ትሕሱ ኮይኑ ይስመዐካ ብሓፈሻ ድማ ንስካ ፈላጥ ኮይንካ ንፍልጠትካን ስምዒትካን ዝርደኦ ከምዘየለ ትኣምን 49።✍️ 🗣ምልክት ነብሰ -ምትሓት፦ 1) ንሰባት ሓሳባትካ ከተረድእ ብዙሕ ኣብነታት /ማሕላ ትጥቀም ፦) ኣደይ ማርያም :ወላዲተይ : ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ዝኣመሰሉ ማሕላ ። እቲ ነብሰ -እምነት ዘለዎ ግና ብሓቂ ትኣክሎ"ያ ✍️ 2) ምስ ኣዕሩካ ተኣኪብካ ጸኒሕካ ፦ ብዝኮነ ስራሕ ካብኦም ክትፍለ ከለካ ዝባንካ ሂብካዮም ስጉምቲ ብዝጀመርካ ቁጽሪ ይሓምዩኒ ኣለዉ እናበልካ ክሳብ ናብ ስራሕካ ምካድ ከተቋርጾ ትደሊ ብፍላይ ዓው ዝበለ ሰሓቅ እንተ -ሰሚዕካ ።✍️ 3) ድሕሪ ዝኮነ ዘረባ ምዝራብካ ትጣዓስ ፦ ብፍላይ ሓሳብካ ግለጽ ኢሎምካ ምስ ተዛረብካ ብኳ ገዲፈዮ እናበልካ ትንሰሓግ ብፍላይ እንተ ስሒቆምካ ✍️ 4) እንታይ እናበልኩ"የ ተዛሪበ እናበልካ ናይ ምሉእ መዓንቲ ዘረባካ ክትዝክሮ ትደሊ ፦ ኣዕርኩትካ ዘይፈልጥ ንከይ -ብሉካ ኣብዘይ ትፈልጦ ሓሳብ ከይ ተረፈ ሓሳብካ ትገልጽ !✍️ 5) ብሕልፊ ደቂ ተባዕትዮ ፦ ብዕላልካ እንተ -_ዘይ ሲሒቃ ኣይፈተወትንን ዘላ እናበልካ ምጭናቅ ወዘተ ✍️ 🗣ቁልጡፍ መድሃኒት ነብሰ -ምትሓት እንታይ"ዩ ✍️ 🗣 ፈለሚ ነብሰ -ምትሓት ከም ዘለካ ምእማን ፦ ሕማም ምኳኑ ብመድሃኒት ከም ዝሓዊ ማለት ብምክሪ ነቲ ዓውዲ ዝፈልጡ ሰባት ምፍላጥ"ዩ ።✍️ 🗣ካብቲ ዘለካዮ ቦታ ብምርሓቅ ሓደሽቲ ሰባት ብምልላይ ፦ ወትሩ ድማ ምስ ነብስካ ምዝርራብ መደምደሚያ ፦ ንስካ ንማንም ሰብ ከምዘይትበልጽን ፣ ካባካ ድማ ማንም ዝበልጽ ከምዘየለን ምእማን"ዩ