• ClipSaver
  • dtub.ru
ClipSaver
Русские видео
  • Смешные видео
  • Приколы
  • Обзоры
  • Новости
  • Тесты
  • Спорт
  • Любовь
  • Музыка
  • Разное
Сейчас в тренде
  • Фейгин лайф
  • Три кота
  • Самвел адамян
  • А4 ютуб
  • скачать бит
  • гитара с нуля
Иностранные видео
  • Funny Babies
  • Funny Sports
  • Funny Animals
  • Funny Pranks
  • Funny Magic
  • Funny Vines
  • Funny Virals
  • Funny K-Pop

"ካብ ኣፍሪካ መሪሕ በዓል ክብረ ወሰን ጅግና!" скачать в хорошем качестве

"ካብ ኣፍሪካ መሪሕ በዓል ክብረ ወሰን ጅግና!" 1 год назад

скачать видео

скачать mp3

скачать mp4

поделиться

телефон с камерой

телефон с видео

бесплатно

загрузить,

Не удается загрузить Youtube-плеер. Проверьте блокировку Youtube в вашей сети.
Повторяем попытку...
  • Поделиться ВК
  • Поделиться в ОК
  •  
  •  


Скачать видео с ютуб по ссылке или смотреть без блокировок на сайте: "ካብ ኣፍሪካ መሪሕ በዓል ክብረ ወሰን ጅግና!" в качестве 4k

У нас вы можете посмотреть бесплатно "ካብ ኣፍሪካ መሪሕ በዓል ክብረ ወሰን ጅግና!" или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:

  • Информация по загрузке:

Скачать mp3 с ютуба отдельным файлом. Бесплатный рингтон "ካብ ኣፍሪካ መሪሕ በዓል ክብረ ወሰን ጅግና!" в формате MP3:


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru



"ካብ ኣፍሪካ መሪሕ በዓል ክብረ ወሰን ጅግና!"

ፀላኢ ኣብ መዝገብ #ይፈለጋል ኣስፊርዎ እዩ። ሽሙ ካብ ጫፍ ክሳብ ጫፍ ዝተፈለጠ እዩ። ኣብ ትግራይሞ ይትረፍ ኣብ ኣፍሪካ ብደረጃ ውልቀ ሰብ 34 ታንክታት ዘቃፀለ ጅግና የለን። ተኵሱ ካብ ዝስሕት ኩላሳ እንጀራ ናብ ኣፍ ክስሕት ይቐሎ ዝበሃለሉ ተኣምረኛ እዩ። ቃልሲ መኸተ ምስተጀመረ ንፈለማ እዋን ታንኪ ዘቃፀለ ንሱ እዩ። ተጋድሎ "ሀ" ኢሉ እንትጅምር ክልተ ታንኪ ብምቅፃል ኢዱ ኣፍታሕቲሑ። ብድሕሪኡ መን ክሕዞ፤ ታንክታት፣ ዙታት፣ ሎቤዳትን ካልኦት ከቀድቲ ኣፅዋርን ፀላኢ በብዝኸደሉ ናብ ሓሙኽሽቲ ቀየረን። ጀነራላት ትግራይ ብኩርዓት ብሽሙ ክሳብ ዝምሕሉ ኣሐጎሶም። ወታደራዊ ጥበቡ ኣብ ባዕሉ ጥራሕ ክተርፍ ስለዘይደለየ ኣነ እንትሓልፍ ተካእተይ ክኾኑ ኢሉ ካልኦት ብፆቱ 'ውን ኣምሀረ፤ ኣየሕፈርዎን ክሳብ 16 ታንክታት ዘቃፅሉ ጀጋኑ ወፅሉ። ብፍላይ ኣብ ከባብታት ገረብ ኣገው፣ ዳንሳ፣ ዓዲ ጉደም፣ ገረብ ሽለላን ካልኦት ከባብታትን ፍቐዶ ፀግዒ ተቓፂለን ንርኤን ዝነበርና ታንክታትን ዓበይቲ ተሽከርከርትን በትሪ እዚ ጅግና ዝዘበጠን እየን። እዚ - ልበወለድ ወይ ፊልሚ ኣይኮነን፤ ሓቀኛ ታሪኽ ጅግና ተጋዳላይ ግርማይ ኣብራሃ(ግርማይ ድሮን) እዩ። ከምዚ 'ውን ኣሎ ዘብል ዛንታ ተኣንገዱታ።

Comments
  • 1 год назад
    "ብህይወት ከሎ ፍትሓት ዝተገበረሉ ምሩኽ!"
    Опубликовано: 1 год назад
  • 1 год назад
    "ብውግእ ፈሪሐ ዘይፈልጥ - ንፈለማ ግዘ ብተፈጥሮ ርዒደ!"
    Опубликовано: 1 год назад
  • 1 год назад
    "ዓሰርተ ዒስራ 'ታይ ናገበርካ እዩ ተሰዊኡ ተባሂለ!"
    Опубликовано: 1 год назад
  • 1 год назад
    "ኣዲስ ኣበባ ንምእታው ክልተ መዓልቲ ተሊመላ ነይረ!"
    Опубликовано: 1 год назад
  • 2 года назад
    "ክርሸን ተሰሪዐ ከለኹ ሕልሚ ክኾነለይ ይፅሊ ነይረ።"
    Опубликовано: 2 года назад
  • 1 год назад
    "ጨፍጫፍ ማርያም ደንገላት ንዓለም ዘቃለዐ ጅግና!"
    Опубликовано: 1 год назад
  • 1 год назад
    "ከም ተባዕታይ ይነብር - ከም ኣንስተይቲ ይሸን!"
    Опубликовано: 1 год назад
  • 1 год назад
    "ንልያ ካሳ ካብ ሓዊ ወርቀዲኖ ሓዚልና ኣውፂናያ!"
    Опубликовано: 1 год назад
  • ስዉእ ኮኮብ ፍፁም ልዕሊ 44 ኪናት ዝተሳተፈ  ናይዚ ዘበን ጀነራል ሓየሎም ብኣንደበት ብሂወት ዘለዉን ዘተሰዉኡን ብፆቱን ባዕሉን እንትገልፁ.kokob ftsum 1 год назад
    ስዉእ ኮኮብ ፍፁም ልዕሊ 44 ኪናት ዝተሳተፈ ናይዚ ዘበን ጀነራል ሓየሎም ብኣንደበት ብሂወት ዘለዉን ዘተሰዉኡን ብፆቱን ባዕሉን እንትገልፁ.kokob ftsum
    Опубликовано: 1 год назад
  • 1 год назад
    " ንሰብ ኳ ዓው ኢልካ ይፅዋዕ " ...ሰይጣን ለ እዩ ልፎትየካ 10 ሚልየን ?
    Опубликовано: 1 год назад
  • 1 год назад
    "ብውግእ ፈሪሐ ዘይፈልጥ - ንፈለማ ግዘ ብተፈጥሮ ርዒደ!"(ካልኣይ ክፋል)
    Опубликовано: 1 год назад
  • 🔴 ጥንሰይ ስደዱለይ...ወርቂ? 3 месяца назад
    🔴 ጥንሰይ ስደዱለይ...ወርቂ?
    Опубликовано: 3 месяца назад
  • ኸፊለ ከቕትለኪ እየ... 1 ሚልየን? 10 месяцев назад
    ኸፊለ ከቕትለኪ እየ... 1 ሚልየን?
    Опубликовано: 10 месяцев назад
  • ሓየሎም እንትዝከር፣ ቀታሊ ሓየሎም ዝተዛረቦ: Landa report 6 дней назад
    ሓየሎም እንትዝከር፣ ቀታሊ ሓየሎም ዝተዛረቦ: Landa report
    Опубликовано: 6 дней назад
  • 9 месяцев назад
    "ጎደና ምሕዳር ናይ ምድሪ ፈተና እዩ!"
    Опубликовано: 9 месяцев назад
  • ዶ/ር ደብረፅዮን ኣብ ተከዘ ክባ ፡ ቅርሺ ደዩ ተሸኪማዮ ዘለካ? ፡ እኒ ስዩም እንትስውኡ ደብሪፅ ብከመይ 👉 ተጋ ሰለሞን 0984584311 1 год назад
    ዶ/ር ደብረፅዮን ኣብ ተከዘ ክባ ፡ ቅርሺ ደዩ ተሸኪማዮ ዘለካ? ፡ እኒ ስዩም እንትስውኡ ደብሪፅ ብከመይ 👉 ተጋ ሰለሞን 0984584311
    Опубликовано: 1 год назад
  • 4 года назад
    "ገሬ እሙን" ምስ ጀጋኑ መራሕቲ TDF ዝገርም ናይ መድረኽ "ድራማ "
    Опубликовано: 4 года назад
  • ናብ ሰሜን ዘነፃፀረ ኹናት፥ ግፋ ኣብ ልዕሊ ተጋሩን ኤርትራውያንን_ኣብ እዋናዊ  ፖለቲካዊ ምዕባለ ብራኸ እዋናዊ  4 дня назад
    ናብ ሰሜን ዘነፃፀረ ኹናት፥ ግፋ ኣብ ልዕሊ ተጋሩን ኤርትራውያንን_ኣብ እዋናዊ ፖለቲካዊ ምዕባለ ብራኸ እዋናዊ
    Опубликовано: 4 дня назад
  • 11 месяцев назад
    "ምዕራብን ፀለምትን ንጎንደር ተመዲቡ እዩ!"ፃንሒት ምስ ተጋዳላይ ኣብርሃ(ብርዥዋ)
    Опубликовано: 11 месяцев назад
  • 1 год назад
    "ዘይዛሪ ንብዓት በዓልቲ ክልተ ፆታ ምስኪን!"
    Опубликовано: 1 год назад

Контактный email для правообладателей: u2beadvert@gmail.com © 2017 - 2026

Отказ от ответственности - Disclaimer Правообладателям - DMCA Условия использования сайта - TOS



Карта сайта 1 Карта сайта 2 Карта сайта 3 Карта сайта 4 Карта сайта 5