У нас вы можете посмотреть бесплатно "ክርሸን ተሰሪዐ ከለኹ ሕልሚ ክኾነለይ ይፅሊ ነይረ።" или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
መሬት ማርያም ደንገላት ኣኬልዳማ ኣብ ዝኾነትሉ መሪር እዋን፤ መናእሰይን ኣቦታትን እናተረሸኑ ከም ከልቢ ናብ ገደል ይድርበይሉ ኣብ ዝነበረ መጨነቒ ህሞት፤ ሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ኣጉዶን ሽጓጦን ንዘዕቖቡ ንፁሃን ተጋሩ ብኣልማሚት ድራር ዓረር ይገብረሉ ኣብ ዝነበረ ሕርብት ዝበለት ቀጣን ግዘ - ሓንቲ ፅብቕቲ መንእሰይ ክትርሸን ምስ በዓል ገዝኣ መስርዕ ሒዛ ኣላ። ኣብዚ ሕልሚ ዝመስል ክትሓስቦ ዘፀግም ሰዓት ሞታ ትፅበ ዝነበረት ናይ ሓደ ሰሙን ነፍሰ-ፆር ዝኾነት ሓዳሽ መርዓት ኣድራጋ ድምፂ ሰምዐት፤ ብደመነፍሲ ግልፅ ኢላ እንተጠመተት ንበዓል ገዝኣ ሓዊሱ ኩሎም ወዲቖምን ብደም ጠልቅዮምን ረአየቶም። ብድሕሪኡ ንባዕላ ከምዝተተኮሰላ ውን ኣይትፈልጥን። እዛ ምስ ሞት ተራኺባ ዝመፀት ተኣምረኛ ትግራወይቲ ተዘላዲት ዕዳጋ ሓሙስ ዛይድ ገብሩ ትበሃል። መንጠልጠላይ ታሪኻ ንፈለማ ጊዜ ኣብ ፕሎት ሚድያ ክተዘንቱ እያ። ብኸመይ ማ ድሒና? ንታሪኽ መረዳእታ ኮይኑ ክስነድ ሓቢርና ንስመዓያ።