У нас вы можете посмотреть бесплатно ንሓደ ወዲ ትሕትና ዘምሃረት ጅግና ጓል или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ኣብዛ ፊልም፡ ሓደ "ኣነ ይፈልጥ፡ ኣነ ይብለጽ" ዝብል ትዕቢተኛ ናይ ጂም ኢንፍሉዌንሰር (Paul)፡ ንሰባት ብትዕቢት እናረኣየ፡ ኣብ መወዳእታ ብሰንኪ ሕማቕ ባህሪኡ ህይወቱ ክበላሸ ከሎ ንርኢ። ብኣንጻሩ ድማ፡ ሓደ ትሑትን ንሰባት ንምሕጋዝ ድሕር ዘይብልን መንእሰይ (Jose Daniel)፡ ዋላ እኳ ብዙሕ ጭዋዳ እንተዘይነበሮ፡ ብሰንኪ ጽቡቕ ልቡ ዘይተጸበዮ ዓቢ ዕድል ይረክብ። እዛ ፊልም፡ "ሓቀኛ ሓይሊ ኣብ ጭዋዳ ዘይኮነስ፡ ኣብ ጽቡቕ ባህሪ እዩ ዘሎ" ዝብል ዓቢ ናይ ህይወት ትምህርቲ ተመሓላልፍ። ሰብ ብክዳኑ ወይ ብደገ ዝርአ ትርኢቱ ጥራይ ክንምዝኖ ከምዘይብልና እtemher ድንቂ ታሪክ እያ። ካብዛ ፊልም እንመሃሮ ቁምነገር: ትዕቢት ንውድቀት፡ ትሕትና ድማ ንዓወት ይመርሕ። ሰብ ዝዘርኦ እዩ ዝዓጽድ። ኩሉ ግዜ ንሰባት ብክብሪ ምሓዝ ተመራጺ እዩ። ንዝያዳ መሃርቲ ፊልምታት Subscribe ምግባር ኣይትረስዑ! #EritreanFilm #mahustar #tigrinyamovie#