У нас вы можете посмотреть бесплатно መቓብር ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም THE TOMB OF ST.VIRGIN MARY или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
መቓብር ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም THE TOMB OF ST.VIRGIN MARY ሰላም ኩቡራት ተከታተልቲ HAKOTE media ብመሰረት ናይ ቡዙሓት ተከታተልትና ሕቶን ሪኢቶን መሰረት ብምግባር መቓብር ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም.THE TOMB OF ST.VIRGIN MARY እትብል video ኣብ ፍርቂ ደው ትብል ኣላ ሰለ ዝተባሃልና ብተደጋግሚ ክነዐርያ ናብ YOUTUBE እንተ ፈተና ክኸውን ሰለ ዘይከኣለ እንሆ እንደገና ናብኩም ነብላ ኣለና ሰናይ ምክትታል......ንዝተፈጥረ ምድንጋያት ብልቢ ይቅረታ ንሓትት። ካብ ሩባ ቄድሮን ንጸጋም ዘሎ ፈለግ ዮሳፍጥ ይበሃል። ኣብ እግሪ እዚ ጎቦ ድማ ኣብ ጽቡቕ በዓቲ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም መቓበር ይርከብ. ካብ ኣፍደገ ንዝተወሰኑ ደርጃታት ምስ ወረድካ ንሸነኸ የማን ናይ እያቄምን ሃናን (ስድራ ቅድስት ድንግል ማርያም) መቓብር ትረክብ። ንሸነኸ ጸጋም ድማ ናይ ቅዱስ ዮሴፍ መቓብር ኣሎ፡ ኣብ መወዳእታ ታሕቲ ምስ ወረድካ ንሸነኽ ምብራቕ ድማ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም መቓብር ይርከብ። ምዕባለን ዕብየትን ዛ channel ሓሳባትኩምን ሪዲኢትኩምን ብነጻነት ኸትሕንጥጡ ተዓዲምኩም ኣለኩ subscribe like and share ድማ ኣይንረሰዕ የቐንየላይ