У нас вы можете посмотреть бесплатно ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ገብረኤል или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ሓገዝ ንምብርካት (Donation & Contact): 📞 ቀሺ ናትናኤል ተስፋማርያም: 002917332080 (ዓሰብ) 📞 ቀሺ ገርዝግሄር ቀሺ ትስፋሂወት: 002917533050 (ዓሰብ) 📞 ቀሺ ግርማይ ካሕሳይ: 002917301811 (ዓሰብ) 🏦 ንግዳዊ ባንኪ ኤርትራ (CBE) - ጨንፈር ዓሰብ: ቁጽሪ ሕሳብ 1168 💵 ብዶላር (USD Account): Commercial Bank of Eritrea, Liberty Avenue Branch, A/C 0659 ወይ 0394 ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ Hakote Media! እዚ ብወግዒ ብቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ዝተፈቕደ ጎስጓስ ሓገዝ እዩ። ብመሰረት ውሳነ ብፁዕ ኣቡነ ሉቃስ (ሊቀ ጳጳስን ዋና ኣመሓዳሪን)፡ እዚ ስራሕ እዚ ነዘን ታሪኻውያን ኣብያተ ክርስትያናት ዓሰብ (ኖህተ ምስራቅ ቅድስት ድንግል ማርያምን ሓመረኖህ ቅዱስ ሚካኤልን) ንምሕዳስን ንምሕጋዝን ዝዓለመ እዩ። ኣብዚ ቪድዮ እዚ ካብ ልቢ ከተማ ዓሰብ ዝተላእከ ፍሉይን ልቢ ዝትንክፍን መልእኽቲ ክትሰምዑ ኢኹም፦ ናይ ምስጋና ድምጺ፦ ነበርቲ ዓሰብ ንኹሉኹም ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ኤርትራውያን ዲያስፖራ፡ ነዘን ኣብያተ ክርስትያናት ንምሕዳስ ዝገበርኩምዎ ደገፍ ዘቕርብዎ ናይ ፍቕሪ መግለጺ። ናይ ሓድነት መልእኽቲ፦ እቲ ብደገፍኩም ዝተሰርሐ ስራሓትን እቲ ዝናፈቕናዮ መንፈሳዊ ድባብ ከተማ ዓሰብን። ወግዓዊ ፍቓድ፦ እዚ ናይ ሓገዝ መደብ ብቤት ጽሕፈት ቅዱስ ሲኖዶስ ዝተፈቐደን ዝተባረከን እዩ። ነዚ ታሪኻዊ ዝኾነ ናይ ምስጋናን ሓድነትን ቪድዮ ክሳብ መወዳእታ ክትከታተልዎ ብኽብሪ ንዕድም። እግዚኣብሔር ሰላሙ ይሃበና! SUPPORT HAKOTE MEDIA: 👍 Like | 💬 Comment | 🔔 Subscribe Follow Us: 📺 YouTube: / @hakotemedia 📘 Facebook: / hakotemedia 📸 Instagram: / fethawibereket #HakoteMedia #Assab #Eritrea #NohteMisrak #EritreanOrthodox #AssabEritrea #EritreanDiaspora #Tigrinya #EritreanCommunity #ChurchRestoration © Hakote Media Unauthorized use, distribution, or re-upload of this content is prohibited.