У нас вы можете посмотреть бесплатно ክትነብረሎም ዘለካ መትከላት ዓወት или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ህይወት መብዛሕትኡ ግዜ ትሑዝ፡ ብሓላፍነታትን ዕማማትን ዝተመልአት ኮይና ክስምዓካ ይኽእል እዩ። ኣብ ኣውቶፓይሎት ወይ ብኣቶማቲክ ኣገባብ ዚመርሕ ብልሓት ንመዓልትታት፡ ሰሙናትን ኣዋርሓትን ምሕላፍ ቀሊል እዩ-ነፍሲ ወከፍ ህሞት ምሉእ ብምሉእ ከየድነቕካ ወይ ኮነ ኢልካ ከይነበርካ ክትሓልፎ። እኩብ መሪሕ መትከላት ህይወት ኣብ መንጎ ህውከት/ዕግርግር ናይ ህይወት ኣንፈት ንምሃብ ወይ መኣዝንካ ንምትሓዝ ክሕግዝ ይኽእል። መትከላት ንኣረኣእያናን ተግባራትናን ዝቐርጹ መሰረታዊ ሓቅታት ወይ እምነታት እዮም። ቀንዲ መትከላትካ ምግላጽን ኣብ ህይወትካ ምውህሃድን ናይ ዕላማን ዕግበትን ስምዒት ክትሃንጽ ክሕግዘካ ይኽእል። ኣብ ትሕዝቶ እዚ መደብ ፡ ሕጉስን ትርጉም ዘለዎን ህይወት ንምፍጣር ክትነብረሎም ዘለካ 12 መሰረታዊ መትከላት ህይወት ክንድህስስ ኢና። ካብዚኦም ንኡስ ጕጅለ እውን ከይተረፈ ምቕባል ዓሚቝ ለውጢ ኣብ ህይወትካ ከምጽእ ይኽእል እዩ።