У нас вы можете посмотреть бесплатно New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur (Men'y zfelyeni)Zemarit Hermela yhsho(መን`ዩ ዝፈልየኒ)ብዘማሪት ሄርመላ ይሕሾ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
መን`ዩ ዝፈልየኒ ካብ ፍቅርካ ጎይታ መን`ዩ ዝፈልየኒ መከራ ይኹን ስደት እንተ ገተመኒ ሓይልካ`ሎ ምሳይ ንከበርትዓኒ ኣብ ጉዕዞ ሕይወተይ ተስፋ ዝህበኒ ምሳኻ እንከሎ ምስጢር ናይ ሰላመይ ናበይ`ሞ ክኸይድ ካባኻ መድሕነይ ዝጨነቆ ልበይ ዕረፍቲ ንስካ በደለይ ረሲዕካ ተውሕዞ ምሕረትካ ትተሪር ልበይ ዘይእዘዝ ንዓካ ፍቅርካ ስዒርዎ ተማሪኩልካ ክፍለ ኣይክእልን ናበይ`ሞ ናበይ በቃ መሪጸ`የ ፍቅርካ ኣምላከይ እንተጨነቀኒ ኣብ ኩሉ ዘመነይ ንዓካ`የ ዝሕዝ ክውሕሶ ሕይወተይ ስከመይ ዘራግፍ ብዘይካኻ መን`ዩ ንጾረይ ዝጸውር ካብ ሓመድ ኣልዒሉ ፍቅርካ ንዓይ ካብ ሞት ዘድሕነኒ ብነብስን ብስጋን ሕይወት ዝውህበኒ ፍትወይ በይንካ ወሮሶ ንልበይ መኣዝነይ ኣቅኒዕካ ቀልሶ ስጉምተይ ዝመጸ ተመጸ ኣይክፍለይን`የ ኣብ ውሽጢ ልበይ ሓንሳብ ሼመካ`የ ፍቅርካ ንልበይ ፍጹም ረቲዕዎ ሕያውነትካ ውን ኣስተማቂረዮ እንቋዕ ናትካ ኮንኩ ንዓካ ዘምልክ ኣብ ቅዱስ መቅደስካ ንስምካ ዘምብርከክ ውዕለትካ ክገልጽ ይሓጽረኒ ቃላት ልዕሊ ኣእምሮ`ዩ እቲ ናትካ ልውሃት ወስብሃት ለእግዚኣብሔር !!!