У нас вы можете посмотреть бесплатно #Jstudio или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
#Jstudio #Eritrea #Eritrean #teweldeeyob #Ala #new ኣቶ ኢዮብ`ውን ብዙሕ ግዜ ተታሒዞም ኣካላቶም ክሳብ ዝረማመስ ብበትርን ኩርማጅን ወድካ ኣምጻኣዮ ዝብል መከራ በጺሕዎም ክሳቀዩ ተገይሩ እዩ። ትርሓስ ኢዮብ ሓደ ግዜ ትብል፣ ኣቦይን ክልተ ተጋሩ ሰራሕተኛታት ጀርዲንን ናብ ሰፊሕ ጀርዲና ምስ ወፈሩ ወታሃደራት ገዛና ፣መጽዮም ስለዝሳኣንዎም ናብ ጀርዲን ብምዃድ ክሕዝዎም ፈቲኖም እዮም። ኣጋጥሚ ግን ኣቦይ ኩሉ ግዜ ብጉዳይ ተወልደ ሓወይ ስቃይን መከራን ይመጾን ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ንስቃይን መከራን ዝዳሎ ብምንባሩ ካብ ማዕዶ ክመጹ ምስ ረኣዮም ካብቲ ጀርዲን ሃዱሙ ተሰዊርዎም እዩ። ግን ንኣቦይ ክረኽብዎን ክሕዝዎን ዘይካኣሉ ሰራዊት ኢትዮጵያ ነቶም ኣብቲ ግራት ዝጸንሕዎም ክልተ ሰራሕተኛታት ኣቦይ ኣበይ ከም ዝተሓብአ ሓቲቶም መልሲ ምስ ከልኦዎም ቀቲሎም ኣብቲ ጀርዲን ደርብዮሞም ከይዶም ትብል፣ ተዘክሮታት ክትገልጽ ከላ።