У нас вы можете посмотреть бесплатно ክስገር ዘይብሉ ምልክታት ስነኣእምሮኣዊ ጸገማት | BBC NEWS ትግር или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ሳብሪና ኣማኑኤል ኣብ ኣስመራ ተወሊዳ: ጓል 22 ዓመት ምስ ኮነት ከኣ: ድሕሪ ናይ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቲ ምዝዛማ (ዓውደ ትምህርቲ ስነ-ልቦና): ብትምህርቲ (scholarship) ናብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ከይዳ። ፈለማ: ናይ ሓደ ዓመት Women’s Studies መጽናዕቲ : ደሓር: ማስተርስ (Master’s degree) ኣብ ናይ ዓለም-ለኻዊ መጽናዕቲ (International Studies): ብተወሳኺ ውን ማስተርስ (Master’s degree) ኣብ ናይ ማሕበራዊ ሕክምና (Clinical Social Work) ብምጽናዕ ተመሪቓ። ብስራሕ: ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ናይ ስደተኛታት (Refugee resettlement agencies) ሰሪሓ: ብተወሳኺ ድማ: ኣብ ሳልዝበሪ ዩኒቨርሲቲ (Salisbury University) ንልዕሊ ሸውዓተ ዓመት ከም ካውንስለር (mental health counselor) ኣገልጊላ። ኣብዚ እዋን'ዚ ድማ ናታ ትካል ከፊታ (‘‘ባና ማእከል ጥዕና ኣእምሮ‘‘ ዝብል) ከም ናይ ኣእምሮ ሓኪም (mental health therapist) ኮይና ትሰርሕ ኣላ። -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q