У нас вы можете посмотреть бесплатно ሰተይቲ ቡን ክትፈልጥዎ ዝግባእ ሓቂ | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ኣብ መላእ ዓለም ብቢልዮናት ዝቑጸሩ ሰባት መዓልቶም ብንቕሓት ንምሕላፍ ኣብ ንእሽቶ ቡን ይምርኮሱ። ግን ኣብ ኣካላትና እንታይ ከም ዝገብር ሓሲብናዮዶ ንፈልጥ? ↪️👉🏽 ንቻናልና ሳብስክራይ ብግበሩ https://bbc.in/445Jzbz ናብ ፍንጃል ቡንኩም ክንወስደኩም፤ እቲ ካፈይን ዘለዎ መስተ ኣብ ኣካላት ደቂ ሰብ ኣትዩ እንታይ ከም ዝገብርን ካብ መጠን ንላዕሊ ኤስፕረሶ እንተወሲድና እንታይ ከም ዝኸውንን ክንነግረኩም። ቡን ካብ ኢትዮጵያ ናብ ዓለምለኻዊ ቢልዮናት ዶላር ዝግመት ኢንዱስትሪ ከመይ ከም ዝኸደ ንምርኣይ ድማ ሓጺር ጉዕዞ ናብ ድሕሪት ክንገብር። -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠቂቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q #ቡና #ኢትዮጵያ #ኤርትራ #ጥዕና #ሓበሻ #ትግራይ #ethiopia #eritrea #coffee #health #tigray #habesha #science #ቡን