У нас вы можете посмотреть бесплатно Kiros Asfaha - Eliza (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 OFFICIAL Albums : Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. All rights reserved ® HABESHA PLUS / habeshaplus #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic Lyrics የዒንትኺ ምስለይ ከቛምታ ምናትኪ ሽምጠይ ክቕነታ ከናፍርኪ ስዒመ ክጠልል ዕላልኪ ሰኒቐ ክውዕል ይራኣየኒ ኩሉ በብሓደ ናፍቖት ፍቕርኺ እና ገደደ ይኸይድ እና ገደደ ክንዛወር ቡን ሻሂ ክንብል መጻኢና ሓቢርና ክንስእል ኤሊዛ እወ ኤሊዛ ስሕት ኢልኪ ገዛና ክትመጺ ትራኣይኒ ሃዲእኪ ክትረግጺ እ...ዉ...ይ .. ፍቕሪ ቐደመይ ከሜለኺ ከመይ ኣብ ታሪኽ ፍቕርና እታ ንግስቲ ለይቲ ኣብ ልዕለይ ፍትወትኪ ክትገልጺ ምእንቲ ንብዓት ዘሰነዮ ህያብኪ ክቕበል ይረኣየን’ሞ ከብደይ ይገማጠል የዒንትኺ ምስለይ ከቛምታ ምናትኪ ሽምጠይ ክቕነታ ከናፍርኪ ስዒመ ክጠልል ዕላልኪ ሰኒቐ ክውዕል ይራኣየኒ ኩሉ በብሓደ ናፍቖት ፍቕርኺ እና ገደደ ይኸይድ እና ገደደ ኣከዳድናኺ ግዜ ዝጠለቦ ሰገናይ ክሳድኪ ወርቂ ንኸበቦ ኤሊዛ እወ ኤሊዛ ኣፍልብኺ ኣራንቺ ዝዓምበቦ ኣበይ’ሞ ሎሚ እንተ ዝረኽቦ እ...ዉ...ይ .. ፍቕሪ ቐደመይ ከሜለኺ ከመይ መዓር ክንስኺ መሊስኪ ትምዕሪ ቅንዕቲ ሰብ ኔርኪ ስውእቲ ንፍቕሪ ኣይ ሃሰስክን ድማ ደሚቕኪ’ቋ ድኣ ሓለፋ ኣለኪ እምበር ካብቲኣ ካብቲኣ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ናይ ትማልየይ ኤሊዛ ሎሚ ዉን ኣለኺ ኤሊዛ ከመይ’ለ ክርስዕ ኤሊዛ ትርስዒ ዲኺ ኤሊዛ ባራት ቤት ሻሂታት ኤሊዛ ለይታዊ ትልሂታት ኤሊዛ ዝኽርታትኪ ኣለዎም ኤሊዛ ኩሎም ጎደናታት ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ጾግርኺ ኣብ ደረተይ ኤሊዛ ክንስነስ ከም ሰቲ ኤሊዛ ዓይንኺ ዓሚትኪ ኤሊዛ ከንፈርኪ ክትከፍቲ ኤሊዛ ማይ ካብ ከናፍርኪ ኤሊዛ ቐዲሐ ክሰቲ ኤሊዛ ከመይ ክርስዖ ኤሊዛ ይርሳዕ ድዩ’ቲ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ጾግርኺ ምስ ንፋስ ኤሊዛ ፊልፊል እና በለ ኤሊዛ ምስቲ ቖመናኺ ኤሊዛ ብማዕዶ ዝልለ ኤሊዛ’ቲ ቦቕባቕ ከብድኪ ኤሊዛ ካብ ኣደ ዘይፍለ ኤሊዛ ድቃስ ከሊኡኒ ኤሊዛ ኣብ ዓይነይ እና ተሳእለ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ...