У нас вы можете посмотреть бесплатно 📻ቀጥታዊ ፈነወ ራድዮ ቢቢሲ 17 መስከረም 2025 | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
📻ቀጥታዊ ፈነወ ራድዮ ቢቢሲ 17 መስከረም 2025 🇪🇹 ኣብይ ኣሕመድ፡ ቀይሕ ባሕሪ ብዝምልከት እንታይ ኢሉ? 🇬🇧 🇪🇷 ካብ ዓባይ ብሪጣንያ ናብ ፈረንሳይ ከይምለስ ብሕጊ ዝረትዐ ኤርትራዊ ስደተኛ 🇪🇹 ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቃላሚኖ ምስ ውፅኢት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ብዝዛመድ ናብ ሚኒስትር ትምህርቲ ኢትዮጵያ ዘቕረቦ ጥርዓን ሰናይ ምክትታል🌹 -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q