У нас вы можете посмотреть бесплатно "ብንብዓት ዝዓወራ ኣዒንተይ - ብብፆት ጓለይ በሪሀን!" или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ቅድሚ ሕዚ ኣባል ጉጅለ ፅንዓት ዝኾነ ተጋዳላይ ፋኑኤል ኣብ ፕሎት ሚድያ ቀሪቡ ብንብዓት ብዝተሰነየ ዘደንቕ ዛንታ ተጋድልኡ እንትዝንቱ #ሚዘር ምስ ዝተብሃለት ሓንቲ ዋዕሮ ጥቡቕ ሕውነታዊ ርክብ ከምዝነበሮ ነገሩና ነይሩ። ከም አገላልፅኡ እንተኾይኑ ዋዕሮ ሚዘር እትሓልየሉ፣ እትንከባኸቦ፣ ኣዝዩ ዝፈትዋን ዝቐርባን ፍልይቲ ሰቡ ነይራ። ቅድሚ ሓንቲ ዓይኑ ምውቃዓ "ዓይንኻ ዓሚትካ ናተፃወትካ ሓሊመ" ዝበለቶ ራእይ ዝመስል ወግዓ ድማ ብጣዕሚ መግረሚ ነይሩ። ደሓረይ ምስተወቐዐ 'ውን ተሸኪማ ዘውፀአቶ ሚዘር ከምዝኾነትን መስዋእታ ምስ ሰምዐ ኣዝዩ ልቡ ከምተሰበረን ነጊሩና ነይሩ። ብድሕሪ 'ዚ ተጋዳላይ ፋኑኤል ሕድሪ ብፂቱ ንኸፈፅም ስድራ ስውእቲ ሚዘር ንኸተኣላልሽ ኣይደቀሰን፤ ትምኒቱ ሰሚርሉ ድማ ንወላዲታ ረኺቡወን ናብ ፕሎት ሚድያ ሒዝወን መፂኡ ኣሎ። ንምዃኑ ከመይ ኣቢሉ ረኺብወን? ስውእቲ ሚዘር ከ ብወላዲታ ከመይ ትግለፅ? ልቢ ዝትንክፍ ዛንታ ተኸታተሉ።