У нас вы можете посмотреть бесплатно 🔥 ከመይ ጌርና ኣእምሮና ንመልኮ?||ዝመለኽ ኣእምሮ ፍጹም ኣይኮነን ግና ድልዱልን ርጉእን ሰላማውን እዩ። или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
🔥 ከመይ ጌርና ኣእምሮና ንመልኮ ኣእምሮኻ እቲ ዝሓየለ ክፋል ህይወትካ እዩ። ኩሉ እትገብሮ፡ ኩሉ ዝስምዓካ፡ ኩሉ ትኾኖ— ኩሉ ካብ ኣእምሮኻ እዩ ዝጅምር። ክትቆጻጸሮ እንተ ተማሂርካ ህይወትካ ሚዛናዊን ሰላማዊን ይኸውን። ብዘይ ቁጽጽር እንተገዲፍካዮ ግን ናብቲ ክትከዶ ዘይደለኻዮ ቦታታት ክወስደካ እዩ። ኣእምሮኻ ምምላኽ ፍጹም ምዃን ማለት ኣይኮነን። ንነብስኻ ብኸመይ ከም እትርድኣ፡ ስምዒታትካ ብኸመይ ከም እትሕዛ፡ ኣብ ከቢድ ህሞት እውን ከይተረፈ ጥበባዊ ምርጫታት ከም እትገብር ምፍላጥ እዩ። ንኣእምሮኻን ህይወትካን ክትቆጻጸሮ ዝሕግዙኻ ስጉምትታት ክመርሓካ። 1. ንቕሓት ንቕሓት ማለት ቅድሚ ኣእምሮካ ምቁጽጻሩ ኣብ ውሽጢ ሓሳብካ ዝፍጸም ዘሎ ክትዕዘብ ምኽኣል ማለት እዩ። መብዛሕትኦም ሰባት ኣብ ህይወት ብኣውቶፓይሎት እዮም ዝንቀሳቐሱ። 2. ህድኣት ኣእምሮኻ ኣብ ህሞት ህድአት ይሕይል። ከባቢኻ ጫውጫው ምስ ዝህልዎ ሓሳብካ ይኸብድ። ብውጥረት ኣብ ዝተኸበብካሉ እዋን መፍትሒ ክትሪኢ ኣይትኽእልን ኢኻ። 3. ስነ-ስርዓት/ዲስፕሊን ስነ-ስርዓት ልቢ ምልከት ኣእምሮኻ እዩ። ስምዒታትካ መዓልታዊ ክቆጻጸረካ ክፍትን እዩ። ሓደ መዓልቲ ድራኸ ይስምዓካ። ንጽባሒቱ ድኻም ይስምዓካ። 4. ኣወንታዊ ስጉምቲ ስጉምቲ ምስ እትወስድ ኣእምሮኻ ይሕይል። ዓቢ ስጉምቲ ኣይኮነን- ቅኑዕ ስጉምቲ ጥራይ። 5. ሸለል ምባል ኣእምሮኻ ክለቅቖም ዝግባእ ነገራት ምስ ዝሕዝ እዩ ዝኸብድ። ካብ ሕሉፍ ቃንዛ፡ዝጎድኡኻ ቃላት፡ጌጋታት ትጣዓስ፡ዝገደፉኻ ሰባት፡ዝፈሸለ ሕልሚ። ነዚ ነገራት እዚ ምሓዝ ንኣእምሮኻ ብውጥረት ጥራይ እዩ ዝመልኦ።