У нас вы можете посмотреть бесплатно ኮኾ ውሽጥኻ ምብራህ ናይ ግሊ ስልጠና или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ሰላም ዝኸበርካ/ኪ ሓወይ ሓፍተይ best life motivation ናይ ስልጠና ማእከል ኣብ ቀጻሊ ናይ ስልጠና መስርሕ ንርከብ ኣለና ። ናይዚ ስልጠና መሉእ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብዚ ቻነል ዘላ ቀዳመቲ ስርሓት መርኣይን ወይ ኣብ ታሕቲ ዘላ ቁጽሪ ተለፎን ብምጥቃም ብመገዲ ዋሳብ ክልእከልኩም ይኽእል ። best life motivation ክሳብ ወርሒ 12/ 2025 29 ዙራት ናይ ስልጠና ዘሰልጠነ ክኸውን ከሎ ፣ ካብ 2021 መፋር ዝጀመረ ድንቂ ስነልቦናዊ ስነሓሳብ ዘለዎ ናይ ስልጠና ማእከል እዩ ። ከም ኣሰልጣኒ ናይ ስነልቦና ልዑል ዝኾነ ለውጢ ናይ ምምጻእን ፣ ኣብ ሕብረተሰብና ናይ ኣተሓሳስባ ፣ ኣነባብራ ለውጢ ንምምጻእ ራኢየይ ኮይኑ የገልግለሉ ኣለኹ ። ነዚ ናይ ለውጢ መስርሕ ምስታፍ ምስ ምሕራይ ክሓስቦ ከለኹ ፣ እቶም ናብ ስልጠና ክትሳተፉ እትደልዩ ኣብ ሂወትኩም ለውጢ ንምምጻ ካብ ውሽጥኹም ዝተበገስኩም ክትኮኑ የዘኻኽር ። ንስልጠና ብመንገዲ telegram and whatsapp መልእኽቲ ግደፉ ኣሰልጣኒ ረዳኢ ገብረስላሴ 00972546758551 00972546649334 https://t.me/+RNL4JVf283ZkMmZk ። ። ። ። #eritrean #eritrea #EritreanCulture #ሓበሻ #ethiopia #ethiopian #tigraymusic #ትግርኛ #eritreancomedy #EritreanCulture #ትግራይ #habesha #habeshanwomen #habeshanfood #ethiopianbeauty #ethiopianfood #habeshakemis #habeshafashion #EthiopianNews #Addis #tigrayreelstigrayreels #tigraymusic #habeshancoffee #Eritrea #dreambigmeharichannel #eritreancomedy #Tigraymodels #tigraymusic #Ethiopia #eritreanmusic #eritreanbeauty#hdmona#hdmona tv# eila tv # nahom records# motivation tgrinya#snelbona # isack gh# may lomin# dreambig #