У нас вы можете посмотреть бесплатно ጭንቀት እንታይ እዩ? ተጨኒቕኩም ትፈልጡ'ዶ? Dr. Yacob Tekie, Psychologist или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ጭንቀት እንታይ እዩ? ምልክታት ጭንቀት እንታይ ይመስሉ? መዓስ ሓገዝ ክትሓት ኣለካ? ጭንቀት ሓደ ካብቶም ልሙዳት ኸገማት ሂወት ኮይኑ፤ ብዙሕ ግዜ ብዘይ ምርዳእ ኣብ ሂወትና መሰናኽል ዝፈጥር እዩ። ኣብዛ ሓጻር ቪድዮ፤ ጭንቀት እንታይ ይመስል፤ ኣብ ሂወትና ብኸመይ ይንጸባረቕ፤ ኣብ ስሚዒትና፤ ኣካላትናን ባህርናን። እዛ ቪድዮ ንዝኾነ ሰብ፤ ብተደጋጋሚ ዝሻቐል፤ ኣካላቱ ዝወጣጠር፤ ረጊኡ ኮፍ ክብል ይኹን ክሓስብ ወይ ክድቅስ ዘይክእል፤ ሓጋዚት ክትከውን ትኽእል እያ። ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ጥብቆ ተጠቒምኩም ውን መባእታዊ ዝኾነ መርመራ ጭንቀት ክትገብሩ ትኽእሉ። እዚ መመርመሪ መሕት ት ግን፤ ነቲ ብሓኪም ስነ-ኣእምሮ ወይ ክኢላ ዝወሃብ ዝትክእ ኣይኮነን። https://upenn.co1.qualtrics.com/jfe/f... ተመሳሳሊ ቪድዮታት ንምክትታል ሳብስክራይብ ግበሩ ሼር ግበርዎ።