У нас вы можете посмотреть бесплатно Ane Shikorye - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 OFFICIAL Albums : Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. All rights reserved ® HABESHA PLUS / habeshaplus #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic Lyrics ጽቡቕ ግበር ንመን ንማንም ዝብል ምስላ ሒዘየ ዝሳግም ነብሰ ፍትወት ጥቓይ ዘይቀርብ ንብጻየይ የሕሊፈ ዘይህብ ያ'ኣነ ሽኮር’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ሽኮር’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ጥዑም’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ሓላል’የ ያ'ኣነ ሽኮር ኣነ... ብዘይ መጠን ጥዑም ሰብ’የ ብዘይ መጠን ጥዑም ሰብ’የ ኣታ ኣነ እምበረ መጠን ጥዑም ሰብ’የ እምበረ መጠን ጥዑም ሰብ’የ ንፍቕሪ ከም ጽምኢ ማይ ዝሃርፋ ጽልኢ ድንን ኢለ ዝሓልፋ ያእ ያእ ያ'ኣነ ሽኮር’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ሽኮር’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ጥዑም’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ሓላል’የ ያ'ኣነ ሽኮር በዲልካኒ ዝብል ኣነ ይበል ዓሚጽካኒ ዝብል ኣነ ይበል ምሳይ ዘይተፈጥረ ከመይ ኢለ እኽእሎ የለን የለን ኣነ ዝብድሎ ካበይ ክመጽእ'ሞ ኣብ ኩሉ ንኹሉ ሰላም በሃሊ ካብ ሰባት ፍቕሪ እምበር ረብሓ ዘይደሊ ረኺበ ስኢነ ዘይቅይር ድምጸይ ንኹሉ መርሓባ ኣብሪሀ ገጸይ ያ'ኣነ ሽኮር’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ሽኮር’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ጥዑምየ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ሓላል’የ ያ'ኣነ ሽኮር ኣነ... ብዘይ መጠን ጥዑም ሰብ’የ ብዘይ መጠን ጥዑም ሰብ’የ ኣታ ኣነ እምበረ መጠን ጥዑም ሰብ’የ እምበረ መጠን ጥዑም ሰብ’የ ንፍቕሪ ከም ጽምኢ ማይ ዝሃርፋ ጽልኢ ድንን ኢለ ዝሓልፋ ያእ ያእ ያ'ኣነ ሽኮር’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ሽኮር’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ጥዑም’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ሓላል’የ ያ'ኣነ ሽኮር ቅንዕና’ዩ ባህረይ ብእኡ'የ ዝነብር ጸደፍደፍ'የ ዝብል ሰናይ ንኽገብር ክቕጽል ኸማን ተሃስየ ኸይበልኩ ብድሕረይ ዝተርፍ ሽም እንተ ገደፍኩ ያ'ኣነ ሽኮር’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ሽኮር’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ጥዑም’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ሓላል’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ሽኮር’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ሽኮር’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ጥዑም’የ ያ'ኣነ ሽኮር ያ'ኣነ ሓላል’የ ያ'ኣነ ሽኮር