• ClipSaver
  • dtub.ru
ClipSaver
Русские видео
  • Смешные видео
  • Приколы
  • Обзоры
  • Новости
  • Тесты
  • Спорт
  • Любовь
  • Музыка
  • Разное
Сейчас в тренде
  • Фейгин лайф
  • Три кота
  • Самвел адамян
  • А4 ютуб
  • скачать бит
  • гитара с нуля
Иностранные видео
  • Funny Babies
  • Funny Sports
  • Funny Animals
  • Funny Pranks
  • Funny Magic
  • Funny Vines
  • Funny Virals
  • Funny K-Pop

ሎሚ ን ጁምዓ Surprise ጌርናያ скачать в хорошем качестве

ሎሚ ን ጁምዓ Surprise ጌርናያ 1 месяц назад

скачать видео

скачать mp3

скачать mp4

поделиться

телефон с камерой

телефон с видео

бесплатно

загрузить,

Не удается загрузить Youtube-плеер. Проверьте блокировку Youtube в вашей сети.
Повторяем попытку...
ሎሚ ን ጁምዓ Surprise ጌርናያ
  • Поделиться ВК
  • Поделиться в ОК
  •  
  •  


Скачать видео с ютуб по ссылке или смотреть без блокировок на сайте: ሎሚ ን ጁምዓ Surprise ጌርናያ в качестве 4k

У нас вы можете посмотреть бесплатно ሎሚ ን ጁምዓ Surprise ጌርናያ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:

  • Информация по загрузке:

Скачать mp3 с ютуба отдельным файлом. Бесплатный рингтон ሎሚ ን ጁምዓ Surprise ጌርናያ в формате MP3:


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru



ሎሚ ን ጁምዓ Surprise ጌርናያ

#ናይ ጁምዓ ተሌፎን 0740703288 #ናይ ዛይድ እንባየ ተሌፎን 0742465351 ሰላም ከመይ ትኮኑ ሰላም ክትህልዉለይ ናይ ወተሩ ምኞተይ ኢዩ። ኩቡራት ተከታተልቲ Siem MJ You tube channel ሎሚ ከኣ ካብቲ ነቅርቦም መደባትና ብፍልይ ዝበለ መደብ ኢና መጺናኩም ዘለና እዛ መደብ ብ Siem Mj marketing agency ን ብ ነፍስወከፍ ትካላት ከም sponsorship ዝዳሎ ኮይኑ ኣብ ስደት ዘለዉ ን ጽጉማን የሕዋትናን ጻዕራማት መንእሰያትን ብፍላይ ድማ ን ደቀንስቲዮ ትሕግዝ ( support )ሓዳሽ መደብ ኢያ። እዛ ናይ ሎሚ መደብና ከኣ እታ ጻዕራም ኣደ ኣብ ስደት ኮይና ን ክልተ ደቃ እቲ ሓደ ምሉእ ብምሉእ ልሙስ እቲ ሓደ ውን ጸጋመይቲ ኢዱ ልሙስ ደቃ ተሰኪማ ማማ ብዝብል ቤት ሕጸቦ ኣብ ካሳንጋ ዝርከብ እንዳ ሰርሕት ደቃ ተዐቢ ዘላ ጅግና ኣደ ኢያ። ቅድሚ ሕጂ በቶም ናትና ቲም ን ሳሚ ሱፐር ማርኬት ናፖሊ ሆተል { Napoli Hotel } ተሓጊዛ ቤት ሕጽቦ ከፊታ ኣብ Elite Moll ትሰርሕ ትርከብ። ጁመዓ ንዓናን ንዓኩምን ሓዳሽ ሰብ ኣይኮነትን ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚ ንሰባት ካብታ ዘይበላ ንሰባት ትሕግዝ, ተስፋ ትህብ ኣዚያ ትሕትን, መምሕር ናይ ሂወት ጥራሕዘይ ኮነት ሲ ጂግና ኣደ, ኮታስ ኩሉ ነገር ኢያ። ቅድሚ ሕጂ ውን ብዝተፈላለየ መደብ ኣብ ቻነልና ኣቅሪብናያ ኔርና። ኣብዛ ናይ ቅድሚ ወርሒ ዝገበርናያ ናይ ፖድቻስት መደብ ውን ኩሉሰብ ተገሪሙን ብዝተፈላለየ ፕላት ፎርም ክዛረቡላን ክሕግዘዋን ተዓዚብና ኢና። ሎሚ ውን ብምክኒያት ሓዲሽ ዓመትን ልደትን ኢልና ምስ Siem Mj Marketing agency team ዝተፈላለዩ ኣስማቶም ክጥቀሱ ዘይ ደለዩ ነበርቲ ካምፓላን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነብሩ የሕዋትና ን ብ ሃይላት ፋሺን ዲዛይነር ብምትሕብባር ንስርሓ ሕእጋዚት ዝበልናያ ማሺን ሓጻቢት ገዚና ሂብናያ። #በዚህ ውን ንሳ ሓጎሳ ከይ ወድአት እዚ ንብረት ንዓይ ኣዚዩ ኢዩ ን ስርሐይ ዝጠቅመኒ ግን ከማይ ጽግምቲ ኣደ ኣላ ኣነ ሞዴለይ ዝብላ ንሳ ውን ልክዕ ከምዚ ከማይ እቲ ሓደ እግሩ ስንኩል እቲ ካልኣይ ብን ሓንቲ እግሩ ሓጻር ን ክልተ ደቃ ሒዛ ሓጋዚ ዘይብላ እንዳ ሰርሐት ኣብ ከተማ ካምፓላ ትነብር እንዳ ኣላ። ኣብ ስራሕ ውዒላ ደቃ ሓብሒባ ክዳውንቲ ክትሓጽብ ከላ የረደኣኒ ኢዩ እቲ ቃንዛ ስለዚ እዛ ማሺን ን ዛይድ እንባየ ኣዚያ ስለ ትጠቅማ ንዓኣ ክሕባ ኢየ ኢላ እታ ህያብ ኣረኪባታ። ዝተረፈ ኣብዚ መደብ ተዓዘቡ #ናይ ጁምዓ ተሌፎን 0740703288 #ናይ ዛይድ እንባየ ተሌፎን 0742465351 በቲ ትህቡና ሃናጺ ሪኢቶኩም እንዳመስገንና ኣብዛ ናይ ጁምዓ ርኢቶኹም ኣብ ቦታ comment ክንጽበ ኢና። ሪቶኩም ነዓና ዓቢ ደገፍን መሃርን ስለዝኮነ። ሰለቲ ኩሉ ትህቡና ደገፋት ሱፐር ታንክስ ውን ካብ ልቢ ነመስግን። Don’t forget SUBSCRIBE ❤️❤️❤️ LIKE 👍👍👍 SHARE 🥰🥰🥰 COMMENT 🫶🫶🫶 ኣብ ዝሓለፈ ዝነበረ መደብ ና ጁምዓ ፖድቻስት ኣብዚ ገዲፍናልኩም ኣለና    • ሙስሊም እየ ምእንቲ ደቀይ ግን ማይጨሎት ውን ፈቲነ እየ !! #er...   ከምኡ ዉን ወትሩ ቀዳም ኣብ Channel    / @siemmj   መሃርን ኣዘናጋዕን ብ SIEM MJ ዝቀርብ PODCAST ስለዘሎ ተከታተልቲ ናይዚ መደብ ክትኮኑ ንዕድም። ✨ Don’t forget to like, comment, and subscribe for more inspiring stories from Africa’s hidden gems. ውን ከመቲ ልሙድ ኣብ መደብ podcast እነቅርቦም መሃርትን ኣዘናጋዕትን መደባት ትዓግቡ ብምህላውኩም ኣይንጠራጠርን ን። # ኣብ ዝሓለፈ ዝነበረ ፖድካስት ናይ ብዙሓት ዕውታት ኣጋይሽና ኣብዚ ክንገድፈልኩም ኢና መድሃኔ ላይነ    • ኣደይ ካብ ትውለድ ኣብ 3 መዓልታ ተሓጺያ | stop calling ...   ኪዳነ grand hab cafe and restaurant    • Who is Jesus? ብከመይ ኢና ንጸውም? ጸሎት ኣገዳሲ ዲዩ #s...   ሚካል ተስፋይ    • ሓንቲ ጋል ኣንስተይቲ ሞዴል ክትከውን ፍልጠት ቀዳማይ ረቋሒ እዩ |...   ቅሳነት ተድሮስ    • 2 ዓመት ብዘይ ኣታዊ ኢና ሰሪሕና ፡ ዕላል ምስ ቅሳነት ቴድሮስ   ፈንቅል    • ጸሎት ቴራፒ እዩ | ዕላል ምስ RAS SERVICE    ኪዳነ grand hab cafe and restaurant    • ናይ ትዕቢት መወዳእታ ውድቀት እዩ | Kidane podcast part 2   Don’t forget SUBSCRIBE LIKE SHARE COMMENT 👇 Don’t forget to LIKE, COMMENT, and SUBSCRIBE 🔔 Turn on notifications so you don’t miss future episodes

Comments
  • መንእሰያትን ትጽቢታትና ኣብ ስደት ከመይ ኢዩ? 3 недели назад
    መንእሰያትን ትጽቢታትና ኣብ ስደት ከመይ ኢዩ?
    Опубликовано: 3 недели назад
  • ስለምንታይ እዩ መጥባሕቲ ሕርሲ በዚሑ ? መከላኸሊ ጥንስን ሳዕቤናቱን Dr Martha 1 день назад
    ስለምንታይ እዩ መጥባሕቲ ሕርሲ በዚሑ ? መከላኸሊ ጥንስን ሳዕቤናቱን Dr Martha
    Опубликовано: 1 день назад
  • ሌላ ምስ ልዑል ብልሒ ኣእምሮ ዘለዎ ህጻን 2 недели назад
    ሌላ ምስ ልዑል ብልሒ ኣእምሮ ዘለዎ ህጻን
    Опубликовано: 2 недели назад
  • ኣብ ትግራይ ዘሎ ቤት ማእሰርቲ ሻዕብያን ሚስጥራቱን ፥ ን ጻድቃን ናይ ገዛ እሱር ፥ ዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዝእሰሩ ዘሎው ኤርትራውያን
    ኣብ ትግራይ ዘሎ ቤት ማእሰርቲ ሻዕብያን ሚስጥራቱን ፥ ን ጻድቃን ናይ ገዛ እሱር ፥ ዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዝእሰሩ ዘሎው ኤርትራውያን
    Опубликовано:
  • Mestyat Alem |  ገነት ኣፍሪቃ ዝኾነት ሃገር 4 недели назад
    Mestyat Alem | ገነት ኣፍሪቃ ዝኾነት ሃገር
    Опубликовано: 4 недели назад
  • 🔴መራሒና ሸላ ምንጪ ሳሓቀ😂😂😂😂😂😂😂😂😂 1 месяц назад
    🔴መራሒና ሸላ ምንጪ ሳሓቀ😂😂😂😂😂😂😂😂😂
    Опубликовано: 1 месяц назад
  • Adey New Eretriean Full Movie 2026.ኣደይ ምሉእ ፊሊም.2026 ፍቅርን መስዋእትን ናይ ወላዲት ትገልጽ ብልጽቲ ፊሊም.Bawi Entertain 2 недели назад
    Adey New Eretriean Full Movie 2026.ኣደይ ምሉእ ፊሊም.2026 ፍቅርን መስዋእትን ናይ ወላዲት ትገልጽ ብልጽቲ ፊሊም.Bawi Entertain
    Опубликовано: 2 недели назад
  • 🔥 ምስጢራዊ ቪድዮ ወጽዩ 2 недели назад
    🔥 ምስጢራዊ ቪድዮ ወጽዩ
    Опубликовано: 2 недели назад
  • ብሰንኪ ኵናት ሓዳርና ተበቲኑ ነይሩ!  መዘራረብቲ ሰብሓዳር ተመዛበልቲ 2 недели назад
    ብሰንኪ ኵናት ሓዳርና ተበቲኑ ነይሩ! መዘራረብቲ ሰብሓዳር ተመዛበልቲ
    Опубликовано: 2 недели назад
  • ሙስሊም እየ ምእንቲ ደቀይ ግን ማይጨሎት ውን ፈቲነ እየ !! #eritrea #habesha #eritrean 1 месяц назад
    ሙስሊም እየ ምእንቲ ደቀይ ግን ማይጨሎት ውን ፈቲነ እየ !! #eritrea #habesha #eritrean
    Опубликовано: 1 месяц назад
  • ናይ ሎሚ ውዕሎና ኣብ ከተማ Amsterdam ናይ ጎደና ሕቶታት ሒዝና 2 недели назад
    ናይ ሎሚ ውዕሎና ኣብ ከተማ Amsterdam ናይ ጎደና ሕቶታት ሒዝና
    Опубликовано: 2 недели назад
  • ኣደይ ካብ ትውለድ ኣብ 3 መዓልታ ተሓጺያ | stop calling me disable it’s different able ! 1 месяц назад
    ኣደይ ካብ ትውለድ ኣብ 3 መዓልታ ተሓጺያ | stop calling me disable it’s different able !
    Опубликовано: 1 месяц назад
  • 2 недели назад
    "ዘይተጸበናዮ መድረኽ! ኣብ መንጎ ኦርቶዶክስን ፕሮተስታንትን ዝተገብረ መሪር ክትዕ!"/New Eritrean Video 2026//
    Опубликовано: 2 недели назад
  • ጥዕሳ ጥሩጥ - Taesa Tirut - Best Eritrean film 2 недели назад
    ጥዕሳ ጥሩጥ - Taesa Tirut - Best Eritrean film
    Опубликовано: 2 недели назад
  • ብድሮ ኣብይ ኣሕመድ ዝዕፀፍ ቅልፅም ሰራዊት ትግራይን ኤርትራን የለን፣ኵናት ኣይተርፍን #target_media 3 дня назад
    ብድሮ ኣብይ ኣሕመድ ዝዕፀፍ ቅልፅም ሰራዊት ትግራይን ኤርትራን የለን፣ኵናት ኣይተርፍን #target_media
    Опубликовано: 3 дня назад
  • እቲ ሓቀኛ ውሕስነት ኣበይ እዩ ዘሎ ? ኣፍሪቃ ዶ ካናዳ ? 3 недели назад
    እቲ ሓቀኛ ውሕስነት ኣበይ እዩ ዘሎ ? ኣፍሪቃ ዶ ካናዳ ?
    Опубликовано: 3 недели назад
  • Who is Jesus? ብከመይ ኢና ንጸውም? ጸሎት ኣገዳሲ ዲዩ #siemmj #siemreap #eritrea #eritrean 2 месяца назад
    Who is Jesus? ብከመይ ኢና ንጸውም? ጸሎት ኣገዳሲ ዲዩ #siemmj #siemreap #eritrea #eritrean
    Опубликовано: 2 месяца назад
  • 2 ዓመት ብዘይ ኣታዊ ኢና ሰሪሕና ፡ ዕላል ምስ ቅሳነት ቴድሮስ 3 месяца назад
    2 ዓመት ብዘይ ኣታዊ ኢና ሰሪሕና ፡ ዕላል ምስ ቅሳነት ቴድሮስ
    Опубликовано: 3 месяца назад
  • Drama 8 лет назад
    Drama
    Опубликовано: 8 лет назад
  • 11 месяцев назад
    "ዝወሃበና ሃፍቲ(ውርሲ)ክንእሰና እዩ ኢሎም ንወላዲቶም ዝቐተሉ ክልተ ኣሕዋት!"
    Опубликовано: 11 месяцев назад

Контактный email для правообладателей: u2beadvert@gmail.com © 2017 - 2026

Отказ от ответственности - Disclaimer Правообладателям - DMCA Условия использования сайта - TOS



Карта сайта 1 Карта сайта 2 Карта сайта 3 Карта сайта 4 Карта сайта 5