У нас вы можете посмотреть бесплатно 🔴TBS TV| ስቕታን ፅንታን ትግራይ | ኣንደበት ፕሮፌሰር ገላዲዎስ | ጎነፅ ማእኸላይ ምብራቕ | ዜናታት 26 ለካቲት 2018 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
#tbstv መልእኽቲ ቲቢኤስ ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ። ዝኽሪ መስዋእቲ ሃፀይ ዮሃንስ ዝኽሪ እቲ ሃፀይ ካብ ማይ በሓ ጀሚሩ ክሳዕ ከተማ መቐለ ከምዝኽበር ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣንደበት ፕሮፌሰር ገላዲዎስ ሰላም ትግራይ ንክረጋገፅን ዕረቀ ሰላም ንክህልውን ፈላማ ፍትሒ ክሕተት ይግባእ ። ሃገራዊ መረፃ 2018 ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምዝገባ መራፅቲ 28 ለካቲት ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ ። ኣንደበታት ሰላም ትግራይ ሰላማ ክትረክብን ውሕስቲ ክትኸውንን ደቃ ክትእክብ ይግባእ። ጎነፅ ማእኸላይ ምብራቕ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝርአ ዘሎ ግጭት ጠጠው ንክብል ናይ ሽምግልና ፃውዒት ኣቕሪባ። ኢራን ብሲኣይኤ ኢራን ኲናት ንምቁራጽ ምስ ሲኣይኤ ክትዘራረብ ከምእትደሊ ተገሊፁ። ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::