У нас вы можете посмотреть бесплатно Aykewninyu - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 OFFICIAL Albums : Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. All rights reserved ® HABESHA PLUS / habeshaplus #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic Lyrics መን ኣቢልኪ ዳኣ ጓለይ ድላይኪ ትመርጺ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትኸዲ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትመጺ ሕጊ ኣለዎ’ኮ ንፍቕሪ እምነትዩ ዝደሊ ኣብ ዝሓገኺ ሓጊኽስ ናፉቐካ ድማ ትብሊ ሕፈሪ እስከ ኣይትድገምዮ በጃኺ ኣይርኢ ኣይሰምዕ ሄለን ከለር’የ ንዓኺ እሞኸ ኢደይ ፈድዩኒ ኣመለይ እሞኸ ተጋግየ ኣይትሓዘለይ እሞኸ ሕልፍ ይብለልኪ ምንባረይ እሞኸ ተፈሊጥኪ እምባኣረይ እሞኸ ከምዚ ከማኺ ጽብቕቲ እሞኸ ክስእን ዶ ትግምቲ ኣቲ ማዓረይ ተሓቚፍኪ ሓጊኺ ንዓ ትብልኒ ናይ ብልብኺ ዲኺ ኣቲ ጽብቕቲ ምስ ድላይኪ ሓጊኺ ዝምለሰክስ ጋል ዓይኒ ማዓር ዲኺ መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ታዓዲሉኪ ውሕልና መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ኢደ ሰለሙን ቑመና መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ብጽርየት በከዳድና ግና’ኸ ብዘይ ሕልና ትነብር ደጊኣ ጽብቕቲ ኣብ ውሽጣ የዕጽምቲ ኢኺ’ስኺ ልቕልቕቲ መቓብር መን ኣቢልኪ ዳኣ ጓለይ ድላይኪ ትመርጺ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትኸዲ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትመጺ ሕጊ ኣለዎ’ኮ ንፍቕሪ እምነትዩ ዝደሊ ኣብ ዝሓገኺ ሓጊኽስ ናፉቐካ ድማ ትብሊ ሕፈሪ’ስከ ኣይትድገምዮ በጃኺ ኣይርኢ ኣይሰምዕ ሄለን ከለር’የ ንዓኺ እሞኸ ኢደይ ፈድዩኒ ኣመለይ እሞኸ ተጋግየ ኣይትሓዘለይ እሞኸ ሕልፍ ይብለልኪ ምንባረይ እሞኸ ተፈሊጥኪ እምባኣረይ እሞኸ ከምዚ ከማኺ ጽቭቕቲ እሞኸ ክስእን’ዶ ትግምቲ ኣቲ ማዓረይ ታሓቚፍኪ ሓጊኺ ንዓ ትብልኒ ናይ ብልብኺ ዲኺ ኣቲ ጽብቕቲ ምስ ድላይኪ ሓጊኺ ዝምለሰክስ ጋል ዓይኒ ማዓር ዲኺ መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ታዓዲልኪ ውሕልና መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ኢደ ሰለሙን ቑመና መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ብጽርየት በከዳድና ግና ኸ ብዘይ ሕልና ትነብር ደጊ ኣ ጽብቕቲ ኣብ ውሽጣ ይዕጽምቲ ኢኺ’ስኺ ልቕልቕቲ መቓብር ነጊርኪ እምባኣር ከምዝናፈቕ ከምዝፍቶ ኣፍሊጥኪ እምባኣር ከምዝፍቀር ከምዝፍቶ ፍቕሪ ጅግና ዳሓን ይእቶ ፍቕሪ ኣምበሳ ዳሓን ይእቶ ኣቲ ደፋር ሕቶ ኣቕሪብኪ ናብ ናይ ቀደም ቦታኺ ክትምለሲ ክትምለሲ ክትምለሲ ኣይትሓዝለይ ፍቓደኛ ኣይኮንኩን ንዓኺ ከሳሲ ኖኖ ኣይከውን’ዩ ኖኖ ኣይከውን’ዩ እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ ነጊርኪ እምባኣር ከምዝናፈቕ ከምዝፍቶ ኣፍሊጥኪ እምባኣር ከምዝፍቀር ከምዝፍቶ ፍቕሪ ጅግና ዳሓን ይእቶ ፍቕሪ ኣምበሳ ዳሓን ይእቶ ኣቲ ደፋር ሕቶ ኣቕሪብኪ ናብ ናይ ቀደም ቦታኺ ክትምለሲ ክትምለሲ ክትምለሲ ኣይትሓዝለይ ፍቓደኛ ኣይኮንኩን ንዓኺ ከሳሲ ኖኖ ኣይከውን’ዩ ኖኖ ኣይከውን’ዩ እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ ኖኖ ኣይከውን’ዩ ኖኖ ኣይከውን’ዩ እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ ኖኖ ኖኖ እምቢ እምቢ እምቢ እምቢ ኖኖ ኣይከውን’ዩ ኖኖ ኣይከውን’ዩ እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ