У нас вы можете посмотреть бесплатно Gezawtna - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 OFFICIAL Albums : Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. All rights reserved ® HABESHA PLUS / habeshaplus #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic Lyrics ዳሃይ ሃበኒ ዓርከ መሰታ ከመይ ኣሎባ’ቲ ፍቱው ቦታ ሓያለይ ኮይኑ ካብ ዝፍለዮ ገዛውትና ገዛውትና እምበር ናፊቐዮ ገዛውትና ገዛውትና እምበር ናፊቐዮ ገዛውትና እናኽዝክር ከም ህጻን እንድየ ንብዓት ዝቛጽር ሕሉፍ ሂወተይ ይራኣየኒ’ሞ ካብ ልበይ ይምነ መሊሰ ክደግሞ እታ ኸማን በራኽ ኣስካላ ብዘይ ደወል ንእከበላ ዕላል መሳቱ እነዕልለላ ትናፈቕ’ያ ከም ሰብ ንባዕላ ኣስከላና ዕምርቲ ኣስከላ ስግር ገዛአውትና እንዳቦይ እከለ ኩኽ ካዝሜር ፍዮሪ ወይኒ ዘንጥልጠለ ትሕት ኢልካ ዱካን እንዳቦይ እከለ ዝመላለሰሉ ልኡኸይ ሓዚለ ይዝክሮ’ለኹ ንበይነይ ኮፍ ኢለ ኳትሮ ቦርታ ቲራቲሮ ቅብቅብ ሪጎለ ሰቀ ሳልባቲ ኣክሮባት ያህለለ ኣዋልድና ድማ ኸምኡ መምስ መሰታ ጠለይ ኣኽቲ ሓንዳይ ክጻወታ ቲ ምትሕልላይ ማሕበራዊ ሂወት ከምኡ ኢሉ’ዶ ይህሉ ቲ ጻዕዳ ሕውነት የለን ኣይርከብን’ዩ ብ ሚልዮናት ት ጥዑም ናይ ሽዑ እዋናት ሕጊ ተፈጥሮ ኾይኑ እምበር ንእሽተይ ኰንካ እንተ ዝንበር የለን ኣይርከብን’ዩ ብ ሚልዮናት ቲ ጥዑም ናይ ሽዑ እዋናት ጉዳይ እንጀራ ኮይኑ እምበር ማይ ሰቲኻ’ባ እንተ ዝንበር ዳሃይ ሃበኒ ዓርከ መሰታ ከመይ ኣሎ’ባ እቲ ፍቱው ቦታ ሓያለይ ኮይኑ ካብ ዝፍለዮ ገዛውትና ገዛውትና እምበር ናፊቐዮ ገዛውትና ገዛውትና እምበር ናፊቐዮ ገዛውትና እና ኽዝክር ከም ህጻን እንድየ ንብዓት ዝቛጽር ሕሉፍ ሂወተይ ይራኣየኒ’ሞ ካብ ልበይ ይምነ መሊሰ ክደግሞ እታ ኸማን በራኽ ኣስካላ ብዘይ ደወል ንእከበላ ዕላል መሳቱ እነዕልለላ ትናፈቕ’ያ ከም ሰብ ንባዕላ ኣስከላና ዕምርቲ ኣስካላ ስግር ገዛአውትና እንዳቦይ እከለ ኩኽ ካዝሜር ፍዮሪ ወይኒ ዘንጥልጠለ ትሕት ኢልካ ዱካን እንዳቦይ እከለ ዝመላለሰሉ ልኡኸይ ሓዚለ ይዝክሮ’ለኹ ንበይነይ ኮፍ ኢለ ኳትሮ ቦርታ ቲራቲሮ ቅብቅብ ሪጎለ ሰቀ ሳልባቲ ኣክሮባት ያህለለ ኣዋልድና ድማ ኸምኡ መምስ መሰታ ጠለይ ኣኽቲ ሓንዳይ ክጻወታ ቲ ምትሕልላይ ማሕበራዊ ሂወት ከማኡይሉ’ዶ ይህሉ ቲ ጻዕዳ ሕውነት የለን ኣይርከብን’ዩ ብ ሚልዮናት ት ጥዑም ናይ ሽዑ እዋናት ሕጊ ተፈጥሮ ኾይኑ እምበር ንእሽተይ ኰንካ እንተ ዝንበር የለን ኣይርከብን’ዩ ብ ሚልዮናት ቲ ጥዑም ናይ ሽዑ እዋናት ጉዳይ እንጀራ ኮይኑ እምበር ማይ ሰቲኻ’ባ እንተ ዝንበር ገዛውትና ተራኢኽኒ መታዓብይተይ ኣዘኪርክኒ ኣቲ ተቐደሰት ስፍራ ገዛውትና እዝጊ ዝሓጸራ ገዛውትና ኣቲ ተፈታዊት ስፍራ ገዛውትና ሓቛቛፊት ስድራ ገዛውትና ወላ’ተ ተፈለኹኺ ገዛውትና መን ይመጽእ ክንዳኺ ገዛውትና ወላ እንተ ርሓቕኩኺ ገዛውትና መን ይመጽእ ክንዳኺ ገዛውትና ገዛውትና ገዛውትና ገዛውትና ገዛውትና ገዛውትና ገዛውትና ተራኢኽኒ መታዓብይተይ ኣዘኪርክኒ ኣቲ ተቐደሰት ስፍራ ገዛውትና እዝጊ ዝሓጸራ ገዛውትና ኣቲ ተፈታዊት ስፍራ ገዛውትና ሓቛቛፊት ስድራ ገዛውትና ወላ’ተ ተፈለኹኺ ገዛውትና መን ይመጽእ ክንዳኺ ገዛውትና ወላ እንተ ሓደግኩኺ ገዛውትና መን ይመጽእ ክንዳኺ ገዛውትና ገዛውትና ገዛውትና ገዛውትና ገዛውትና ገዛውትና