У нас вы можете посмотреть бесплатно ዕላል ኤርትራውያን ኣቦን ጓል ኣብ ጾታዊ ጉዳያት | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ለለዳ ዮሃንስ ባራኺ ካብታ ክልተ ኣዋልድ ዘፍረየት ስድራቤት ምንኣስ ቦኽሪ እያ። እዛ ጓል 20ዓመት ኤርትራዊት መንእሰይ ንዝኣከበቶ ፍልጠት ኮነ ተሞኩሮ ንኻልኦት ብምክፋል እትፍለጥን ኣብ ቲክቶክ ልዕሊ 200 ሽሕ ሰዓብቲ ዘለውዋን ኣብነታዊት ጸላዊት እያ። 👉🏽 ሳብስክራይብ ግበሩ https://bbc.in/445Jzbz ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ዝተፈላልየ ዓይነት ትሕዝቶ ዘለዎም ቪድዮታት ትዝርግሕ ለለዳ፣ ብፍላይ ምስ ኣቡኣ ኣቶ ዮሃንስ በራኺ ብዛዕባ እቶም ከም ሕንኪ ዝቝጸሩን ብዙሕ ዘይዝረበሎምን ጉዳያት ዝገብርዎ ዕላል ብዙሓት ይከታተልዎ። ኣቡኡ ትነጥፈሉ ምኽንያት ሰባት እቲ ሓቀኛ ሂወት እንታይ ይመስል ክርእዩ ብምባል ንኹሉ እቲ ኣብ ሂወታ ዘጋጥማ ፈተናታትን ዕድሎታትን፣ ትሕጎሰሉ ኣጋጣሚታት፣ ዝኸበዳ ሽግራት ኮታስ እቲ ንማንም ወድ ሰብ ዝገጥሞ ፈተና ብምዝርጋሕ እያ ፈሊማቶ። -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q