• ClipSaver
  • dtub.ru
ClipSaver
Русские видео
  • Смешные видео
  • Приколы
  • Обзоры
  • Новости
  • Тесты
  • Спорт
  • Любовь
  • Музыка
  • Разное
Сейчас в тренде
  • Фейгин лайф
  • Три кота
  • Самвел адамян
  • А4 ютуб
  • скачать бит
  • гитара с нуля
Иностранные видео
  • Funny Babies
  • Funny Sports
  • Funny Animals
  • Funny Pranks
  • Funny Magic
  • Funny Vines
  • Funny Virals
  • Funny K-Pop

Tigrinya: ገዛውቲ ኣብ ምሟቕን ምዝሓልን ከመይ ምችውን ሓይሊ ዝቑጥቡን ይኾኑ скачать в хорошем качестве

Tigrinya: ገዛውቲ ኣብ ምሟቕን ምዝሓልን ከመይ ምችውን ሓይሊ ዝቑጥቡን ይኾኑ 12 дней назад

скачать видео

скачать mp3

скачать mp4

поделиться

телефон с камерой

телефон с видео

бесплатно

загрузить,

Не удается загрузить Youtube-плеер. Проверьте блокировку Youtube в вашей сети.
Повторяем попытку...
Tigrinya: ገዛውቲ ኣብ ምሟቕን ምዝሓልን ከመይ ምችውን ሓይሊ ዝቑጥቡን ይኾኑ
  • Поделиться ВК
  • Поделиться в ОК
  •  
  •  


Скачать видео с ютуб по ссылке или смотреть без блокировок на сайте: Tigrinya: ገዛውቲ ኣብ ምሟቕን ምዝሓልን ከመይ ምችውን ሓይሊ ዝቑጥቡን ይኾኑ в качестве 4k

У нас вы можете посмотреть бесплатно Tigrinya: ገዛውቲ ኣብ ምሟቕን ምዝሓልን ከመይ ምችውን ሓይሊ ዝቑጥቡን ይኾኑ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:

  • Информация по загрузке:

Скачать mp3 с ютуба отдельным файлом. Бесплатный рингтон Tigrinya: ገዛውቲ ኣብ ምሟቕን ምዝሓልን ከመይ ምችውን ሓይሊ ዝቑጥቡን ይኾኑ в формате MP3:


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru



Tigrinya: ገዛውቲ ኣብ ምሟቕን ምዝሓልን ከመይ ምችውን ሓይሊ ዝቑጥቡን ይኾኑ

How Homes Stay Comfortableー Energy Efficient Heating & Cooling ገዛውቲ ኣብ ምሟቕን ምዝሓልን ከመይ ምችውን ሓይሊ ዝቑጥቡን ይኾኑ ገዛኹም ከመይ ኣብ ሓጋይ ይዝሕሉን ኣብ ክረምቲ ይሞቑን? እዚ ቪዲዮ ገዛኹም ንኽውዕን ንኽዝሕልን ዝገብሩ ኣገባባት ከመይ ከም ዝሰርሑን እንታይ እንተ ገበርኩም ብነዊሕ ግዜ ገንዘብ ከም ትቑጥቡን ወሲኹ ዝነግር እዩ፡፡ ገዛ እንዳውዓየን እንዳዝሓለን ውሑድ ሓይሊ ጥራሕ ንኽጥቀም ዝተሰርሐ ኣገባብ - ቆጣቢ ኣገባብ ይባሃል፡፡ ቆጣቢ ኣገባብ ማለት ውሑድ ሓይሊ ብምጥቃም ብዙሕ ምውዓይን ምዝሓልን ምኽኣል እዩ፡፡ እቲ ኣገባብ ቆጣቢ ብዝኾነ ቁፅሪ ንተመሳሳሊ ስራሕ ውሑድ ሓይሊ ይጥቀም፡፡ እቲ ኣገባብ ቆጣቢ ብዝኾነ ቁፅሪ፤ ውሑድ ሓይሊ ብምጥቃም ገዛ የውዕን የዝሕልን፤ እዚ ማለት እውን ናይ ጋዝ ወይም ናይ ኤሌትሪክ ክፍሊት ዝወሓደ ይኸውን፡፡ ገዛውቲ ብተፈላለዩ መገድታት ይውዕዩን ይዝሕሉን - ዝተፈላለዩ ነዳዲታት እውን ይጥቀሙን፡፡ ከም ናይ ተፈጥሮ ጋዝ፣ ፕሮፔን፣ ነዳዲ ዘይቲን ኤሌትሪክን ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ መውዓዪን መዝሓሊን መሳርሒታት ይጥቀሙ፡፡ ገለ ህንፃታት፤ ሓደ ዓብዪ ንሙሉእ ገዛ ወይም ህንፃ ዘውዒን ዘዝሕልን መሳርሒ ኣለዎም፡፡ እዚ እውን ማእከላዊ ኣገባብ ይባሃል፡፡ ካልኦት ዝተፈላለየ መሳርሒታት ይጥቀሙ ንኣብነት ኣብ መስኮት ዝግበር ኤሲ፣ ሚኒ ስፕሊት ሂት ፓምፕስ፣ ሬዲዬተርስን ስፔስ ሂተርስን - እዚአን እውን በብሕድሕድ ክፍሊ ዘሎ ዝናብያ እየን፡፡ ገሊአን ገዛውቲ ዝተላፈነ ኣገባብ ኣለወን ንኣብነት ብጋዝ ዝሰርሕ ስፔስ ሂተር ኣብ ሳሎን ከምኡ እውን ኤሌክትሪክ ቤዝ ቦርድ ኣብ መደቀሲ ኣለወን፡፡ ከከም ዝህሉ ኣገባብ ዓይነት ካብ ሓደ እቲ ካሊእ ኣፈላላይ ኣለዎ፤ ስለ ምንታይ ገሊኦም ኣገባብ ዋግኦም ካብቶም ካልኦት ንምጥቃሞም ክብር ይብሉ፡፡ ንኣብነት፤ ኤሌክትሪክ ቤዝ ቦርድ ንምጥቃሙ ምስ ጋዝ ስፔስ ሂተር ክናፃፀር ከሎ 2 – 3 ዕፅፊ ዝኸበረ እዩ፡፡ እቲ ዘሎኩም ኣገባብ ብዘየገድስ፤ ብዝወሓደ ወፃኢ ብዝምችው መጠን ዋዒን ዛሕልን ኣብ ገዛኹም ክህልው ኢና እንደልየኩም፡፡ ኩሎም መውዓዪን መዝሓሊን ኣገባባት ሓይሊ ዝጥቀሙሉ መገዲ ማዕረ ኣይኮነን፡፡ ከመይ ከም ዝሰርሑ ምፍላጡን ኣየናይ ዝወሓደ ሓይሊ ከም ዝጥቀም ምፍላጡን ወፃኢ ክትንክዩን ገዛኹም ምችው ክትገብሩን ይረድኣኩም፡፡ ብዙሕ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መውዓዪ ኣገባባት ኣለዋ፡፡ ኤሌክትሪክ ስፔስ ሂተርስ ዝሽኳዕ ሶኬት ዘለዎም፤ ንኢሽተይ ስፍራ ብቑልጡፍ ዘውዕዩ እዮም፡፡ ግና ብዙሕ ኤሌክትሪክ ይጥቀሙ፤ ስለዚ እውን ገዛኹም ንምውዓይ ዝኸበረ መገዲ እዩ፡፡ ንውሑድ ግዜ ኣብ ዝነኣሰ ክፍሊ ንምጥቃም ዝምረፁ እዮም፡፡ ቦይለር ማይ ዘውዒን ነቲ ዝወዓየ ማይ ወይም ሃፋ ብሻምብቆ ብምፍናው፤ እቶን ንኣየር እንዳውዓየ ናብ ዓብዪ ሻምቡቆ ብምድፋእ ገዛኹም ዘውዒ እዩ፡፡ ገዛኹም ሻምብቆን ሬዲየተርን ዝጥቀም እንተ ኾይኑ፤ ንሱ ቦይለር እዩ፡፡ ምዉቕ ኣየር ብቬንት ዝፍንው እንተ ኾይኑ ንሱ እቶን እዩ፡፡ ቦይለር ወይ እቶን እንተሊዩኩም ብፕሮፔን፣ ነዳዲ ዘይቲ ወይም ብተፈጥሮ ጋዝ ዝሰርሕ ክኸውን ይኽእል፡፡ ብነዳዲ ዘይቲ ዝሰርሑ ቦይለር ወይም እቶን ብብዝሒ ኣብ ዝኣረጉ ገዛውቲ ይርከቡ፡፡ ብመብዛሕቱ ድምፂ የብዝሑን ብቐፃላይ ድማ ስሩዕ ምፅራይን ምክንኻንን የድልዮም፡፡ ዝኣረጉ እቶናት ብዙሕ ሓይሊ የባኽኑ፤ ናይ ነዳዲ ዘይቲን ፕሮፔንን ዋጋ ድማ ይቀያየር ስለ ዝኾነ ወፃኢ መውዓይ ገዛ በብእዋኑ ልዕልን ትሕትን ክብል ይኽእል፡፡ ፕሮፔንን ነዳዲ ዘይቲን - ኣብ ትሕቲ ገዛ፣ ጋራዥ ወይም ደገ ዝርከብ ታንክ (መዕቖሪ) ይዕቆር፡፡ ናይ ጋዝ እቶንን ቦይለርን ተፈጥሮ ጋዝ ብምጥቃም ገዛኹም የውዕዩ፡፡ እቲ ጋዝ ናብ ገዛኹም ክትሪእዎ ብዘይትኽእሉ ብትሕቲ መሬት ዘሎ ሻምብቆ ይመፅእ፡፡ ኣብ ብጋዝ ዝጥቀሙ ቦታታት እዚ ልሙድ እዩ፡፡ ክልተ ዝዓይነተን እቶን ኣለዋ እየን፡ ንሰን እውን ዘይቑጥብ እቶንን ዝቑጥብ እቶንን እየን፡፡ ዝቑጥባ ዓይነት ውሑድ ጋዝ ይጥቀማ ስለዚ እውን ንምጥቃመን ዋጋአን ሕሱር እዩ፡፡ ሂት ፓምፕስ ገዛ ከውዕይን ከዝሕልን ኣዚዩ ዝሓሸ መገዲ እዩ፡፡ ኣብ ሙቐት ዝበዝሖ ከባቢ ሂት ፓምፕ ጥራሕ የድልየኩም፤ ግና ኣብ እዋን ክረምቲ ዝቖረሉ ከባቢ ትነብሩ እንተ ኾይንኩም ናይ ቁሪ ከባቢ ንብረት ኣየር ሂት ፓምፕ የድልየኩም፡፡ ሂት ፓምፕ ሙቐት ኣይፈጥሩን የመላልሱ እምበር። ዋላኳ ኣብ እዋን ክረምቲ ኣዚዩ ቁሪ እንከሎ፤ ሂት ፓምፕ ኣብ ደገ ዝህሉ ምዉቅ ኣየር ናብ ገዛ የእትዉን ኣብ ሓጋይ ድማ ምዉቅ ኣየር ካብ ገዛ ናብ ደገ የውፅኡን፡፡ ከክንዲ ሙቐት ምፍጣር ዘጓዕዙ ጥራሕ ስለ ዝኾኑ፤ በዚ ምኽንያት እውን ሂት ፓምፕ 3-4 ዕፅፊ ኣብ ምጥቃም ነዳዲ ዝሓሸ ዝቑጥቡ እዮም፡፡ ነቲ ተርሞስታት ሰሪዕኩም ምድላውኩም ዘክሩ፡፡ ብዙሕ ሓፍ ኣይተብልዎ ብዙሕ እውን ኣይተትሕትዎ፡፡ ነቲ ፊልተር ኣፅርይዎ፤ በቢክልተ ወርሒ እውን ፈትሽዎ፡፡ ብዓቑሑት ገዛ፣ መጋረጃን በረድን ኣብ ገዛ ውሽጢ ይኹን ደገ ከይትኽውሉዎ፡፡ እቲ ረብሓ ሂት ፓምፕስ ካብ ኤሌክትሪክ ቤዝቦርድን ዝኣረጉ እቶንን ምስ ዝነፃፀሩ 50-75% ዝሓሸ ውሑድ ሓይሊ ይጥቀሙ፡፡ ዋዕን ዛሕሊን ይህቡ፣ ኣብ ዝኣረጉ ገዛውቲ ዝሓሸ ይሰርሑን መብዛሕቶም ካምፓኒታት እውን ኣገልግሎት ዋጋ ንምንካይ ሪባት ይገብሩ እዮም፡፡ ሕጂ ድማ ንኣገባብ መዝሓል ንርኣይ ኣብ መስኮት ዝስቀሉ ኤየር ከንዲሽነርስ ዝሓሰሩን ንምእታዎም ዝቐለሉን እዮም፡፡ ግና እቶም ዝኣረጉ ብቐሊሉ ኣየር የምሉቑ፣ ድምፆም ዋዕ ይብልን ብዙሕ ኤሌክትሪክ ይጥቀሙን እዮም፡፡ ሴንትራል ኤየር ከንዲሽኒንግ ሙሉእ ገዛ ዝሰርሕ ኣገባብ ኾይኑ ኣየር ኣብ ሓደ ማእከል ኣዝሒሉ ናብ ኹሉ ክፍልታት ገዛ ሻምቡቆን ዳክትን ተጠቒሙ ዳክት ወርክ ብዝስመ ሜላ ኣየር ዘፈንው እዩ፡፡ ኤየር ከንዲሽነርኩም ልዕሊ 15 ዓመት ዕድመ እንተለዎ፤ ምስ ሓዲሽ ኣገባብ ምስ ዝነፃፀር ንምጥቃሙ ብዙሕ ሓይሊ ይወስድ እዩ፡፡ ስለ ዝኾነ እውን ብኻሊእ ምቕያሩ ኣድላዪ ይኸውን፡፡ ሓደሽቲ ሴንትራል ኤየር ከንዲሽነርስ ብውሑድ ኤሌትሪክ ዝሓሸ የዝሕሉ፡፡ ድምፆም ዝወሓደን ዝሓሸ ጠሊ ዝቋፃፀሩን እዮም፡፡ ዝሓሸ ዝቑጥቡን ብነዊሕ እዋን ገንዘብ ዘድሕኑን እዮም፡፡ ዳክት ዘይብሎም ሚኒ ስፕሊት ሂት ፓምፕ ዋዕን ዛሕልን ይህቡ፡፡ ኣብ ናይ ምዝሓል እዋን ከም ሴንትራል ኤየር ከንዲሽነር ዝሰርሑ ኾይኖም፤ ግና ሐሓደ ክፍሊ ጥራሕ ነንበይኑ ይገብሩ፡፡ ብዙሕ ኣየር ዘባኽን ከም ዳክት ዎርክ ዝኣመሰለ ሻምቡቆታት ኣይጥቀሙን፡፡ ብጣዕሚ ውሑድ ድምፂ ጥራሕ ስለ ዝፈጥሩ ንክፍሊ መደቀሲ ዝሓሹን ንሙሉእ ዓመት ንምውዓይን ንምዝሓልን ዝሓሸ ዝቑጥቡ እዮም፡፡ ሂት ፓምፕ ኣብ ምጥቃም ክዝከር ዘለዎ ነገር፤ ተርሞስታትኩም ብግቡእ ክትሰርዑዎን ኣብ ዝሰራዕክሙዎ እውን ክትገድፍዎን ኣሎኩም፡፡ ነቲ መጠን ኣይትቐይሩ፣ ነቲ ፊልተር ኣፅርዩን በቢኽልተ ወርሒ እውን ፈትሽዎ፡፡ ኣብ ውሽጢ ገዛ ኾነ ወፃኢ ብዓቑሑት፣ ብመጋረጃን በረድን ኣይትኸውልዎ፡፡ ስለዚ ኣየናይ ኣገባብ ዝሓሸ ቆጣባይ ምዃኑ ከመይ ትፈልጡ? ዝተፈላለዩ ኣገባባት ዝተፈላለየ ጥቃዓት ስለ ዘለዉዎም ነቲ ጥቃዕ ተመልከቱ፡፡ ነዚ ጥቃዕ ምስ ትርእዩ ንእቶን ዘርእይ ምስ ዝኸውን እቲ ዝለዓለ ዝሓሸ ቆጣቢ እዩ፡፡ እዚ ጥቃዕ ግና ብዛዕባ ቆጣቢ መዝሓል ኤየር ከንዲሽነርን ሂት ፓምፕን ዘርእይ ስለ ዝኾነ ዝለዓለ ዝሓሸ እዩ፡፡ ጥቃዕ ኤነርጂ ስታር ዘለዎ ድለዩ፡፡ እዞም ዝተረጋገፁ ዓይነታት ነቲ ሓይሊ ቆጣቢ መስርዕ ዘማልኡን ብመብዛሕቱ ሪቤት ንምርካብ ዝበቕዑን እዮም፡፡ ዘሎኩም ኣገባብ መውዓዪን መዝሓሊን፤ ገዛኹም ክንደየናይ ምችው ከም ዝኾንን በብወርሑ ክንደይ ገንዘብ ክተድሕኑ ከም ትኽእሉን ኣብ ምውሳን ዓብዪ እጃም ኣለዎ፡፡ ኣየናይ ኣገባብ ክህልወኩም ከም ዝግባእ ምፍላጥ፣ ከመይ ከም ዝሰርሕ ምፍላጥን ኣጠቓቕማኡ ብግቡእ ምፍላጥን ሓይሊን ገንዘብን ክተድሕኑ ይጠቕመኩም፡፡ ኹሉ ብሓንሳብ ክትቕይሩ ኣይግባእን እዩ፡፡ በብንኢሽተይ ከም ነቲ ኣገባብ ብግቡእ መገዲ ምጥቃም፣ ፊልተርስ ኹሉ ሻዕ ምፅራይን ሓዲሽ ኣብ ምቕያር እዋን ዝሓሸ ለውጢ ንምምፃእ ዝሓሸ ኣገባብ ብዘለዎ መሳርሒ መሪፅኩም ምቕያርን ትኽእሉ፡፡ ማቻ ዘለዎ ገዛ ብዙሕ ዘኽፍል ክኸውን የብሉን፡፡ ምስ ግቡእ መረዳእታን ግቡእ ኣገባብን፤ ምችውነትን ምቑጣብን ማዕረ ክኸዱ ዝኽእሉ እዮም፡፡

Comments
  • Dari: جایگزین‌ها برای موترهای پترولی  |  Alternatives to Gas Fueled Cars 3 дня назад
    Dari: جایگزین‌ها برای موترهای پترولی | Alternatives to Gas Fueled Cars
    Опубликовано: 3 дня назад
  • Pashto: ‫د کازو د تیلو موټرو بدیلونه ‬ | ‫ Alternatives to Gas Fueled Cars ‬ 3 дня назад
    Pashto: ‫د کازو د تیلو موټرو بدیلونه ‬ | ‫ Alternatives to Gas Fueled Cars ‬
    Опубликовано: 3 дня назад
  • Swahili: Jinsi ya Kujitayarisha kwa Uwezekano wa Kuzuiliwa au Kukamatwa na ICE 7 дней назад
    Swahili: Jinsi ya Kujitayarisha kwa Uwezekano wa Kuzuiliwa au Kukamatwa na ICE
    Опубликовано: 7 дней назад
  • እቲ ተፈሪሑ ዝነበረ ተፈጺሙ ኢራን ጨኪና | ኣሜሪካ ኢምባሲኣ ዓጽያ ወጽያ | ኪምጆንግ ሓንቲ ሚሳይል ንእስራኤል መጥፍኢ 1 час назад
    እቲ ተፈሪሑ ዝነበረ ተፈጺሙ ኢራን ጨኪና | ኣሜሪካ ኢምባሲኣ ዓጽያ ወጽያ | ኪምጆንግ ሓንቲ ሚሳይል ንእስራኤል መጥፍኢ
    Опубликовано: 1 час назад
  • Базові налаштування : Перші кроки у Altegio 2 года назад
    Базові налаштування : Перші кроки у Altegio
    Опубликовано: 2 года назад
  • Smooth Jazz & Soul R&B 24/7 – Soul Flow Instrumentals
    Smooth Jazz & Soul R&B 24/7 – Soul Flow Instrumentals
    Опубликовано:
  • ጽጹይ ሓበሬታ/ ኣጸያፊ ቪድዮ ብሕቡእ ካሜራ/ ንህቡብነት ዝና ብነብስካ/ ስነጥበባዊት ሄለን ውድድር/ ኣዴና ዕርቒ 2 часа назад
    ጽጹይ ሓበሬታ/ ኣጸያፊ ቪድዮ ብሕቡእ ካሜራ/ ንህቡብነት ዝና ብነብስካ/ ስነጥበባዊት ሄለን ውድድር/ ኣዴና ዕርቒ
    Опубликовано: 2 часа назад
  • Russian: Как дома остаются комфортными – энергоэффективное отопление и охлаждение 12 дней назад
    Russian: Как дома остаются комфортными – энергоэффективное отопление и охлаждение
    Опубликовано: 12 дней назад
  • LIVE: Ibiza Golden Hour | Club del Mar Deep House Mix 2026 | Lounge Chillout Mix
    LIVE: Ibiza Golden Hour | Club del Mar Deep House Mix 2026 | Lounge Chillout Mix
    Опубликовано:
  • Haitian Kreyòl: Altènatif a machine gaz | Alternatives to Gas Fueled Cars 3 дня назад
    Haitian Kreyòl: Altènatif a machine gaz | Alternatives to Gas Fueled Cars
    Опубликовано: 3 дня назад
  • 💬 🎧 Английский на слух A1–A2: супермаркет на голодный желудок 🛒🍗🍫 4 дня назад
    💬 🎧 Английский на слух A1–A2: супермаркет на голодный желудок 🛒🍗🍫
    Опубликовано: 4 дня назад
  • Tigrinya: ካብ ብነዳዲ ዝዝወራ መኻይን ዝተፈለየ መማረፂ |  Alternatives to Gas Fueled Cars 3 дня назад
    Tigrinya: ካብ ብነዳዲ ዝዝወራ መኻይን ዝተፈለየ መማረፂ | Alternatives to Gas Fueled Cars
    Опубликовано: 3 дня назад
  • ՀՐԱՏԱՊ ԹՈՂԱՐԿՈՒՄ | Այաթոլլան սպանվեց, ո՞րն է հաջորդ թիրախը | Դավիթ Գրիգորյան | DG news Трансляция закончилась 2 дня назад
    ՀՐԱՏԱՊ ԹՈՂԱՐԿՈՒՄ | Այաթոլլան սպանվեց, ո՞րն է հաջորդ թիրախը | Դավիթ Գրիգորյան | DG news
    Опубликовано: Трансляция закончилась 2 дня назад
  • Как поддерживать комфортную температуру в доме – энергоэффективное отопление и кондиционирование ... 12 дней назад
    Как поддерживать комфортную температуру в доме – энергоэффективное отопление и кондиционирование ...
    Опубликовано: 12 дней назад
  • Burmese: ဓာတ်ဆီသုံးကားများအစား အစားထိုးရွေးချယ်စရာများ | Alternatives to Gas Fueled Cars 3 дня назад
    Burmese: ဓာတ်ဆီသုံးကားများအစား အစားထိုးရွေးချယ်စရာများ | Alternatives to Gas Fueled Cars
    Опубликовано: 3 дня назад
  • Umar Keyn, Davvi, Imazee, DNDM, Mr Salama - Best Retro Deep House Mix Album 2026 (Relax Vocal Songs) 4 дня назад
    Umar Keyn, Davvi, Imazee, DNDM, Mr Salama - Best Retro Deep House Mix Album 2026 (Relax Vocal Songs)
    Опубликовано: 4 дня назад
  • Breaking ኣሜሪካ ንዓሰብ ዘሕጉስ ዜና/ጉዳይ ዓሰብ ተዛዚሙ/ንዓሰብን ባጽዕን ብስራት ተሰሚዑ#zenatigrigna #jstudio 1 час назад
    Breaking ኣሜሪካ ንዓሰብ ዘሕጉስ ዜና/ጉዳይ ዓሰብ ተዛዚሙ/ንዓሰብን ባጽዕን ብስራት ተሰሚዑ#zenatigrigna #jstudio
    Опубликовано: 1 час назад
  • Иран сжигает соседей | Виталий Портников @1in TV 1 день назад
    Иран сжигает соседей | Виталий Портников @1in TV
    Опубликовано: 1 день назад
  • Arabic: بدائل السيارات التي تعمل بالبنزين |  Alternatives to Gas Fueled Cars 3 дня назад
    Arabic: بدائل السيارات التي تعمل بالبنزين | Alternatives to Gas Fueled Cars
    Опубликовано: 3 дня назад
  • Разнос двигателя: почему это происходит и как не угробить мотор 1 день назад
    Разнос двигателя: почему это происходит и как не угробить мотор
    Опубликовано: 1 день назад

Контактный email для правообладателей: u2beadvert@gmail.com © 2017 - 2026

Отказ от ответственности - Disclaimer Правообладателям - DMCA Условия использования сайта - TOS



Карта сайта 1 Карта сайта 2 Карта сайта 3 Карта сайта 4 Карта сайта 5