У нас вы можете посмотреть бесплатно ዝጐሃሃር ዘሎ ዳርባ ቃላት ኢትዮጵያን ኤርትራን | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ኣብ 2018፡ ብፍቕራዊ ቃላት ዝተወዳደሱ፡ ብህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሕብረተሰብ ዓለምን ዝተሞጎሱ፡ 'ቤተይ ብዘይካኻ፡ ዳሰይ ብዘይብኣኻ እትን ኣይደምቕ እትን ኣይመውቕ' ብዝዓይነቱ፡ 'ኣብ ጸበባ ቅድመኻ ኣብ ድማዕ ምሳኻ' ተበሃሂሎም ቀለበት ኪዳን ዝኣሰሩ፡ መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብቓላት ካብ ዝተራኽሑን ሓድሕዶም ካብ ዝዘናጠሉን ነዊሕ ኰይኑ ኣሎ። ኣብዚ ቀረባ ግዜ ከኣ፡ እቲ ዳርባ ቃላት እናነሃረ መጺኡ፡ ኢትዮጵያ፡ 'ኤርትራ ንዝተወሰነ ግዝኣት ኢትዮጵያ ተቘጻጺራ፡ ንተቓወምቲ መንግስቲ ፈደራል ተዕጥቕ ኣላ' ክትብል ንዘቕረበቶ ክሲ፡ ኤርትራ "ሓሶትን ፈጠራን" ብምባል ነጺጋቶ። ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ብቐዳም 30 ጥሪ 2018 [ግ] ብ7 ለካቲት 2026፡ ናብ መዘናኡ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ዝለኣኾ ደብዳበ፡ ሰራዊት ኤርትራ ተቘጻጺሩዎ ካብ ዝበሎም ልዑላዊ ግዝኣታት ኢትዮጵያ ከንሳሕብን ንዘተ ድሉው ክኸውንን ሓቲቱ። -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q