У нас вы можете посмотреть бесплатно ዶናልድ ትራምፕ ካብ ሪልስቴት ክሳብ ፖለቲካን ሽልማት ኖቤል ሰላምን | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ዶናልድ ትራምፕ ብኣካታዕትን ዘገርሙን ዘረባታቱ ዝፍለጥ መራሒ እዩ። ኣብ ዝተፈላለዩ መድረኻት ዘሕልፎም ውሳነታት ከምኡ’ውን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብፍላይ ኣብቲ ባዕሉ ዝውንኖ ‘ትሩዝ’ ዝተባህለ ማሕበራዊ ሚድያ ዝጽሕፎም ፅሑፋት ‘እምበርከ ብጥዕንኡ ድዩ?” ዝብል ሕቶ ንኽተልዕል ዘገድዱ እዮም። 👉🏽 ሳብስክራይብ ግበሩ https://bbc.in/445Jzbz ኣብ መንጎ ሃገራት ንዝለዓሉ ጎንፅታት ኢድ ብምእታው ዝንቀፍ ትራምፕ ንነብሱ ኣቦ ሰላም ገይሩ እዩ ዝቖፅር። ብዙሕ ጎንፅታት ደው ስለዘበልኩ እቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም ይግብኣኒ እናበለ ክስማዕ ፀኒሑ'ሎ። ግን ድማ ከምቲ ዝበሃጎ ኣይቀንዖን። -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q #ኖቤል #ትራምፕ #ዶናልድ #ኣሜሪካ #ሽልማት