У нас вы можете посмотреть бесплатно ፍርቱና ግርማይ ኣብ ለውጥን ዕድላትን መናእሰይ ኣተኲራ ትሰርሕ ኤርትራዊት | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ኣብ ኤርትራ ተወሊዳ ዝዓበየት ፍርቱና ግርማይ ኣብዚ እዋን ብስደት ኣብ ኡጋንዳ ትርከብ። ጓሉ ንውሩይ ናይ መድረኽ ሰብ ግርማይ ዮሃንስ (ሳንዲያጎ) ዝኾነት ፍርቱና ኣብ ስደት ንመናእሰያት ከርብሕ ዝኽእል ስልጠናታት ኣብ ምሃብ ትነጥፍ። ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ስነልቦናዊ ብቕዓት ክሃንፁ ዝኽእሉ መልእኽትታትን መደባትን ብምስራሕ ትፍለጥ። ምስ ቢቢሲ ትግርኛ ፃንሒት ገይራላ። ------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q