У нас вы можете посмотреть бесплатно ብእልልታ'ዩ ዝዉዳእ'ቲ ዛንታ LYRICS V3 PASTOR DAWIT TQUABO 2025 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ብእልልታ'ዩ ዝዉዳእ 'ቲ ዛንታ ምሸት እዃ ተሓደረ ብኽያት እልልታ ክኩሕኩሕ'ዩ ቤተይ ኣንጊሁ ብጊሓት እልልታ ዩ እቲ ዘሎ ኣብ ቅድመይ ብእልልታ ዩ 2×ዝውዳእ ቲ ዛንታይ 2× ብእኡ ዋላ ኣይወሰድ ፍጻሜታት ኣይክሕድን ንሱ ዋላ ይሃሉ ካብ የሱስ ኣይዓብን ክንዮ'ቲ ዝርአ ኣርሒቀ ካብ ዙርያይ እርእ'ለኹ ብርሃን ድሙቅ ብርሃን ሰማይ እሰምዕ ኣለኹ ድምጺ ደሃይ ናይ ኤልሻዳይ ወዳኢ ወዳኢ ወዳኢ ነገረይ እሰምዕ ኣለኩ ድምጺ ደሃይ ናይ ኤልሻዳይ ፈጻሚ ፈጻሚ ፈጻሚ ጉዳየይ ምሸት ኢኳ ተሓደረ,,,,, ኣብ ዝርምሰስ ጸልማት ከም መዓልቲ ዝበርህ ንዑ'የ ዝግዛእ ንዑ'የ ዘምልኽ ሓሳብ ደሓን ጽቡቅ መፈጸምታ ዘለዎ ዝዓቆረለይ ኣሎ ሓደ'የ ካብቶም ዘፍቅርዎ በድራሻይ ዝተጻሕፈ ናይ ኣቦ ጽሕፍቶ ክኹሕኩሕ'ዩ ንቤተይ ኣነ ውን ክኸፍቶ 2× ምሸት እኳ ተሓደረ,,,, ከምዚ ኢለ ኣይቅጽልን ምንባር ኣብዛ ምድሪ የሱስ ክምለስ'ዩ ብግርማ ብኽብሪ መልህቅ ሂወተይ'ዩ ዝገብረሉ ተስፋ ወርትግ ዘቋምቶ ካብ ኩሉ ሓለፋ ዘየቋርጽ ሓጎስ ዘይውዳእ ዕልልታ ምርኣይ ገጽ የሱስ'ዩ እነኹ እብል ማራናታ ማራናታ ማራናታ ማራናታ