У нас вы можете посмотреть бесплатно Nabra - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 OFFICIAL Albums : Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. All rights reserved ® HABESHA PLUS / habeshaplus #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic Lyrics ናብራ ናብራ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ ሙዃን እንተ ስኢነ ኪኖ’ቲ እምባ ልዕሊኡ ኪኖ’ቲ ገደል ትሕቲኡ ኪኖ’ቲ ኸርተት ናይ ሜዳ ኮኖ ዘመነ ኣካሒዳ ኩን ወላ ልዕሊኡ ሓይል ኣብ ልዕለይ መከራ ጸምብል ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣንስ ሞይተ ተዘይ ታዓዊተ ወላኳ እንተ ሰኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ ኣታ ንዘልኣም መናብርተይ መተሓላልኽተይ ናብራ ትባሃል ኣታ እግሪ እግረይ ትስዕበኒ ትፈታተነኒ ናብራ ትባሃል ኣብ’ተን ብጽሑፍቶይ ዝውንነን ዕድመ ክገጥመካ’የ ከይበልኩ ደኺመ ክገጥመካ’የ ከይበልኩ ደኺመ እንተ ሰኣንኩ ዘይግደይ እንተ ረኸብኩ ብኢደይ ተመስገን ኢለ ዝኸይድ ዝሃበትኒ ሓመደይ ቁኑዕ ዓያዪ ዘይ ሕንግድ ክጥዕመኒ’ለ ዘይ ሰግድ ብሓያል ማዕበል ዘይ ስምብድ ዘገም እና’ልኩ ዝኸይድ ወላኳ እንተ ስኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተኾነ ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ ናብራ ናብራ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ ሙዃን እንተ ስኢነ ሞይተ ከለኹ ዘተንፍስ ምስ ስንክልናይ ዝግስግስ ዒረ ኸለኡ ዝጥምት ኪኖ ጽበሐይ ዝግምት ካብቲ ሓያል ዝሓየለ ካብቲ ብሱል ዝበሰለ ብድሕረ ባይታይ ዝልለ ወዲ እከለ ወላኳ እንተ ስኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ ተሻቒለ ኣይ ፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ ኣታ ንዘልኣለም መናብርተይ መታሃላልኽተይ ናብራ ትባሃል ኣታ እግርእግረይ ትስዕበኒ ትፈታተነኒ ናብራ ትባሃል ኣብተን ብጽሑፍቶይ ዝዉንነን ዕድመ ክገጥመካየ ከይበልኩ ደኺመ ክገጥመካየ ከይበልኩ ደኺመ ኢድካ ምሃብ ኣይ ባህለይን’ዩ ኣየውረሱንን ወለደይ ክቃለሰካ’የ ገና ክሳብ ዝብተኽ ገመደይ እንተ ሰገድኩ ንሰማይ እንተ ዓየኹ እኽለማይ ብኣኻን ወዲ ከማኻን ኢለ ኣይፈልጥን ኦሮማይ ወላኳ እንተ ስኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ ናብራ ዳኣሞ ናብራ ደንዳኒ ኣዝመራ’ን ኣኸዛ’ን የሕምቓኻ ዛባ’ን ኣፍራዛ’ን ይመልካኻ ብርዒ’ን ወረቐት’ን የሕምቓኻ ጻዕርን ጉልበትን ይመልካኻ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ ናብራ ዳኣሞ ናብራ ደንዳኒ ኣዝመራ’ን ኣኸዛ’ን የሕምቓኻ ዛባ’ን ኣፍራዛ’ን ይመልካኻ ብርዒ’ን ወረቐት’ን የሕምቓኻ ጻዕርን ጉልበትን ይመልካኻ